1 597 598 599 600 601 994 5990 / 9931

هئية الكهرباء الارترية تعجز عن تحصيل مستحقات الخدمة الشهرية

اذاعة ارينا: الاخبار الخميس 10 مايو 2018 تفيد مصادر إذاعة ارينا بأن هيئة الكهرباء الارترية المعروفة ب (سيداو) عجزت عن تحصيل رسوم خدمات الكهرباء الشهري [...]
ኤርትራ፣ በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ኣገልግሎታት ንምእካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ኣገልግሎታት ንምእካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 09 May 2018 በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ኣገልግሎታት ንምእካብ ኣብ ከቢድ ጸገም ከምዝርከብ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ነዚ ሓበሬታ ዝልኣኹ ምንጭታት፣ እቲ በዓል መዚ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ብግዜኡ [...]
ዕዳ፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ይውስኽ ምህላው ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

ዕዳ፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ይውስኽ ምህላው ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ

Radio Erena: 09 May 2018 ኤርትራ ናይ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ በብግዜኡ ዝውህለል ዘሎ ዕዳ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ብሰሉስ 8 ግንቦት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣  ደቂንስትዮ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ መኪና ምዝዋር ክጅምራ ‘የን

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ መኪና ምዝዋር ክጅምራ ‘የን

Radio Erena: 09 May 2018 ካብ 24 ሰነ 2018 ኣትሒዘን ደቂንስትዮ ስዑዲ ዓረብ መኪና ክዝወራ ከምዝጅምራ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት ክፍሊ ትራፊክ እታ ሃገር ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ኩሉቲ ዘድሊ ቅጥዕታት ተማሊኡ ስለዘ [...]
ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ምብጻሕ ብምቕጻል ናብ ኬንያ ኣምሪሑ

ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ምብጻሕ ብምቕጻል ናብ ኬንያ ኣምሪሑ

Radio Erena: 08 May 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዘካይዶ ዘሎ ወግዓዊ ዑደት ብምቕጻል ብሰንበት 6 ግንቦት ናብ ኬንያ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ካብ ናይሮቢ ሓቢረን። እቲ ቀዳ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ 13 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ 13 ኤምባሲታት ክትዓጹ’ያ

Radio Erena: 08 May 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራን ቁጠባዊ ቅልውላውን፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ 13 ኤምባሲታት ክዓጹ ከምዝወሰነ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ዝሓለፈ ሰሙን ኣ [...]
ሶማል፣ ዝተጻወደ ነታጕ ሸውዓተ ወትሃደራት ኬንያ ቀቲሉ

ሶማል፣ ዝተጻወደ ነታጕ ሸውዓተ ወትሃደራት ኬንያ ቀቲሉ

Radio Erena: 08 May 2018 ኣብ ሶማል፣ ምስ ኬንያ ኣብ እተዳውብ ከተማ ድሖብለ ዝተጻወደ ነታጕ ብውሕዱ ሸውዓተ ወትሃደራት ኬንያ ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ሓለዋ ዝነበሩ ወትሃደራት ኬንያ ዝጸዓና መካ [...]
ንልዕሊ 11 ዓመታት ዝተኣስሩ ኣላዩ ቤተ ክርስትያን ቃለ-ህይወት፣ ፓስተር ዑቅባሚካኤል ተኽለሃይማኖት ተፈቲሖም

ንልዕሊ 11 ዓመታት ዝተኣስሩ ኣላዩ ቤተ ክርስትያን ቃለ-ህይወት፣ ፓስተር ዑቅባሚካኤል ተኽለሃይማኖት ተፈቲሖም

Radio Erena: 07 May 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣላዩ ቤት-ኤል፣ ቃለ-ህይወት ቤተክርስትያን ኤርትራ ፓስተር ዑቅባሚካኤል ተኽለሃይማኖት ዝሓለፈ ሰሙን ተፈቲሖም። ፓስተር ዑቕባሚካኤል፣ [...]
ኣመሪካ፣ በዓልቲ ቤቱን ሰለስተ መቕርቡን ዝቐተለ ወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብፖሊስ ተቐቲሉ

ኣመሪካ፣ በዓልቲ ቤቱን ሰለስተ መቕርቡን ዝቐተለ ወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብፖሊስ ተቐቲሉ

Radio Erena: 07 May 2018 ኣባዲ ገብረግዝኣብሄር ዝተባህለ ወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ፣ ንጓል 33 በዓልቲ ቤቱ ኣዜብ ደሞዝን ካልኦት ሰለስተ ናይ ቀረባ ኣዝማዱን ብኻራ ወጊኡ ከምዝቐተለ ንፖሊስ ኣመሪካ፣ ካብ ግዝኣት ኮሎም [...]
ሕ/ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ደሴት ሶኮትራ ምውፋራ፣ ልኡላውነት የመን ትግህስ ኣላ ክብል መንግስቲ ተቓዊሙ

ሕ/ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ደሴት ሶኮትራ ምውፋራ፣ ልኡላውነት የመን ትግህስ ኣላ ክብል መንግስቲ ተቓዊሙ

Radio Erena: 07 May 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ደሴት ሶኮትራ ናይ የመን ምስፋራ መንግስቲ የመን ተቓዊሙ። መንግስቲ የመን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብዘይኣፍልጦ መንግስቲ ናብታ ስትራቴጅያዊት [...]
1 597 598 599 600 601 994 5990 / 9931