1 505 506 507 508 509 993 5070 / 9921
ስዑዲ ዓረብ፣ ንፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣን ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣን ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ

Radio Erena: 15 April 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዘለዋ ደገፍ ብወግዒ ገሊጻ። እታ ሃገር ብስም ንጉስ ሳልማን ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ [...]
ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ዘካይድኦ ዘለዋ ደብዳብ ይቕጽል

ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ዘካይድኦ ዘለዋ ደብዳብ ይቕጽል

Radio Erena: 15 April 2019 ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ዘካይድኦ ዘለዋ ደብዳብ ብዝልዓለ መልክዑ እናሓየለ ይመጽእ ኣሎ። ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ከተካይዶ ዝጸንሓት ደብዳብ ብዝልዓለ መልክዑ ትቕጽል [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ጸኒዑ ዝጸንሐ እዋን እቶ እቶ ኣልዒሉ

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ጸኒዑ ዝጸንሐ እዋን እቶ እቶ ኣልዒሉ

Radio Erena: 14 April 2019 ድሕሪ ምእላይ ኣልበሽር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ጸኒዑ ዝጸንሐ እዋን እቶ እቶ ከምዘልዓሎ ኣፍሊጡ። እቲ ቆንስል ብ11 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ብክሲ ብልሽውና ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ብክሲ ብልሽውና ተኣሲሮም

Radio Erena: 14 April 2019 ኣብ ኢትዮጵያ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ምስ ብልሽውና ብዝተሓሓዝ ጉዳይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ፈደራል ኣኽባር ሕጊ ኢትዮጵያ ብሓርቢ 12 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም [...]
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ

ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ

Radio Erena: 14 April 2019 ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓቡልራቦ መንሱር ሓዲ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ ተሳቲፉ። ቅልውላው የመን ካብ ዝጅምር ንፈለማ እዋን ዝጋባእ ዘሎ ሃገራዊ ባይ [...]
ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ

ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ

Radio Erena: 12 April 2019 ኣብ ቃኘውን ካልእ መዓስከራትን ንዝርከቡ ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ንዓኣቶም ዝተሃንጸ ኣባይቲ፣ ንእሙናት ኣገልግልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ብምረት ይገልጹ ከምዘሎ ምንጭታት [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

Radio Erena: 12 April 2019 ን30 ዓመታት ንሱዳን ዝመርሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣንጻሩ ክካየድ ብዝጸንሐ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ብሓገዝ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። እቲ ፕረዚደ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ በብደረጅኡ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ዘመተን ጎስጓስን ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ብዝምልከት ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ነቲ ሰ [...]
ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ DP World ንዝተባህለ ናይ ዱባይ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ 385 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ኣብ ለንድን ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዱባይ ዝኸተመቶ ው [...]

መደባት ኤረና

Radio Erena · ረቡዕ 01 ግንቦት 2024 Radio Erena · ሰሉስ 30 ሚያዝያ 2024 Radio Erena · ሰኑይ 29 ሚያዝያ 2024 Radio Erena · ሰንበት 28 ሚያዝያ 2024 Radio Erena [...]
1 505 506 507 508 509 993 5070 / 9921