1 504 505 506 507 508 993 5060 / 9921
ኤርትራ፣ ኣብ ካልእ ዞባታት፣ ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ብዝሒ ሰራዊት ናብ ጋሽ ባርካ ይወርድ

ኤርትራ፣ ኣብ ካልእ ዞባታት፣ ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ብዝሒ ሰራዊት ናብ ጋሽ ባርካ ይወርድ

Radio Erena: 18 April 2019       ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ማእቶት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት፣ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ምንቅስቓስ ሰራዊት፣ ካብን ናብን ንቡር ፍ [...]
ሊብያ፣ ኵናት ኣብ ዝካየደላ ዘሎ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ይቐርብ

ሊብያ፣ ኵናት ኣብ ዝካየደላ ዘሎ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 18 April 2019 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪፖሊ ንምቁጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሚሊሻታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ክግዕዙ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃ [...]
ኡጋንዳ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ኣልበሺር፣ ከተዕቁቦ ከምእትኽል ኣፍሊጣ

ኡጋንዳ፣ ንፕረዚደንት ሱዳን ነበር ኣልበሺር፣ ከተዕቁቦ ከምእትኽል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 18 April 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣኑ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ዑቕባ ክህቦ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ። ጋዜጣ ደይሊ ሞኒተር ናይ ኡጋንዳ፣ ንሚኒስተ [...]
ኤርትራውያን፣ ብሞት ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ

ኤርትራውያን፣ ብሞት ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ

Radio Erena: 17 April 2019 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ማሕበረ ሰብ ፖለቲካ፣ ስነጥበብን ካልኦትን፣ ብሞት ህቡብ ኤርትራዊ ጸሓፊ ተኪኤ በየነ ዝተሰምዖም ሓዘን ይገልጹ ኣለዉ። እቶም ኤርትራውያን ብመንገ [...]
ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ

Radio Erena: 17 April 2019 ንፕረዚደንት በሺር ብዕልዋ ዝኣለየ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋግር ሕብረት ኣፍሪቃ ጸዊዑ። እቲ ወትሃደራዊ ባይቶ፣ ኣብ ውሽጢ 15 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ 92 እሱራት ሃዲሞም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጋምቤላ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ 92 እሱራት ሃዲሞም

Radio Erena: 17 April 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ጋምቤላ፣ ካብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ፣ 92 እሱራት ከምዝሃደሙ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሃገር ሓቢሩ። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ዝተፈጥረ ሓድሕዳዊ ግጭት፣ እቶም እሱራ [...]
ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ

ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ

Radio Erena: 16 April 2019 ድሕሪ ምእላይ ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝርከቡ መራሕቲ፣ ስዒቡ ዝእለ መንዩ'? ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፣ ሓያሎ ማዕከናት ዜናታት ትንታነታት የቕርባ ኣለዋ [...]
ሱዳን፣ ውድቀት ስርዓት በሺር ንቱርኪ የሻቕል

ሱዳን፣ ውድቀት ስርዓት በሺር ንቱርኪ የሻቕል

Radio Erena: 16 April 2019 ኣብ ሱዳን ንፕረዚደንት በሺር ዝኣለየ ወትሃደራዊ ዕልዋ ድሕሪ ምክያዱ፣ ቱርኪ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝጸንሓ ጽልዋ ከይትስእን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘላ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። [...]

መሰጋገሪ ውትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ፈላሚ ዑደቱ የካይድ

Radio Erena: 16 April 2019 ንፕረዚደንት በሺር ዝኣለየ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ። እቲ ብጀነራል ጀላለዲን ኣል ጣይብ ዝምራሕ፣ ናይ መሰጋገሪ ወትሃደራዊ ባይቶ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወሉ፣ ምስ ወከል [...]
“ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ክንብል ንኽእል ኢና፣” ኣቶ የማነ ገብርኣብ

“ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ክንብል ንኽእል ኢና፣” ኣቶ የማነ ገብርኣብ

Radio Erena: 15 April 2019 "ናይ ዶብ ሕቶ ወይ ድማ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል ኢና" ክብል ኣቶ የማነ ገብርኣብ ገሊጹ። ኣቶ የማነ ነዚ ዝገለጸ፣ ኣብ ስዑዲ ዓ [...]
1 504 505 506 507 508 993 5060 / 9921