Category: News

1 970 971 972 973 974 978 9720 / 9780

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽኑዕ ምክትታል ተካይድ

እስራኤል ምስ ኢራን ብዝተተሓሓዘ ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጽኑዕ ምክትታል ተካይድ ምህላዋ ተገሊጹ።    ዩፒኣይ ዝተባህለ መጽሔት ብዛዕባ’ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቕረቦ ፍሉይ ጸብጻብ፣ እስራኤልን ኢራንን ኣብ ዝተሃላለኻሉ ዘለዋ እዋን፣ ኣብቲ ል [...]

ነርወይ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ክትዓጹ’ያ

መንግስቲ ነርወይ ኣብ 2013 ሒዝዎ ብዘሎ ዲፕሎማስያዊ መደባት፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኤምባሲ ንምኽፋት ክውጥን እንከሎ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ኤምባሲ ግና ክዕጾ ምውሳኑ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብምጥቓስ ነርወይ ፖስት ኣረ [...]

ኣብ ጁባ ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም

ኣብ ጁባ ሰለስተ ኤርትራውያን ብጥይት ተቐቲሎም።    እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብጥይት ዝተቐትሉ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ መን ከምዝቐተሎም ዛጊት ክንጸር ኣይተኻእለን።    ከተማ ጁባ ብሰንኪ ዘለዋ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ምስ ስርቂ ዝተተሓሓዘ ብዙሕ [...]

ኣብ ካርቱም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻየዱ

ኣብ ካርቱም ኣንጻር መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻየዱ።እቲ ብሰንበት ኣብ ዓበይቲ ጎደናታት ካርቱም ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣባላት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባዕተ ተማሃሮ ድሕሪ ምቕታሎም’ዩ ተወሊዑ። [...]

ካናዳ፣ መእተዊ ቪዛ ንዝሓቱ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኣ

መንግስቲ ካናዳ፣ ናብታ ሃገር መእተዊ ቪዛ ንዝሓቱ ዜጋታት ኤርትራ ናይ እትርከበን 29 ሃገራት፣ ዝተፈልየ መስርሕ ክኽተል ምዃኑ ኣፍሊጡ።    እቲ ካብ ሓድሽ ዓመት 2013 ዝጅምር መስርሕ ብዝኾነ ምኽንያት ናብ ካናዳ ንምእታው ቪዛ ዝሓቱ [...]
ኢራን – ኤርትራ ኣብ ዶብ ዘይብሉ ዝምድና

ኢራን – ኤርትራ ኣብ ዶብ ዘይብሉ ዝምድና

    ኢራን ምስ ኤርትራ ገደብ ዘብሉ ዝምድና ክትምስርት ከምእትደሊ ፕረዚደንንድ ማሕሙድ ኣሕመዲነጃድ ገሊጹ።   እዚ ዝተገልጸ፣ ሓድሽ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኢራን ኣቶ መሓመድ ስዒድ መንታይ ኢድሪስ ምስ ፕረዚደንት ኢራን ማሕሙድ ኣሕመዲ [...]

ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ዝካየድ ግጥማት ከይትሳተፍ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ክሳብ 2015 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ሃገር ወጻኢ ዝካየድ ዝኾነ ግጥማት ከይሳተፍ መምርሒ ከምዝተዋህቦ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።     እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንትን ናብ ኮሚሽን ስፖርት ዝተዋህበ መ [...]

ኣብ ኣስመራ ጥዕንኡ ዘይሓለወ መግቢ ይሽየጥ

ኣብ ኣስመራ ብኮንትሮባንዳ ዝኣቱ ዘሎ ናይ የመን ርግኦ ኣዘራራቢ ይኸውን ኣሎ።    እቲ ካብ የመን ከምዝኣቱ ዝግለጽ ዘሎ ርግኦ፣ ዝግብኦ መጠን ዛሕሊ ማለት ቴምፕረቸር ዘይሓለወን፣ ዝወድቐሉ ዕለት ዘይተጻሕፈሉን ምስ ምዃኑ ንጥዕና ሓደገኛ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ሃገራት ሕ.ኤ. ከኣይኣቱ ተኸልኪሉ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናብ ሃገራት ሕ.ኤ. ከኣይኣቱ ተኸልኪሉ

ናይ መጓዓዝያን ካርጎን ነፈርቲ ኤርትራ ናብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ከኣይኣትዋ ተኸልኪለን። ኮሚሽን ኤውሮጳ፣ ዝርዝር ናይተን ውሕስነት ዘየብለን መንገዲ ኣየር ናይ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣብ ዘሐደሰሉ እዋን፣ ኣቐዲመን ተኣጊደን ዝነበራ መንገዲ [...]

ሚኒስተር ዑስማን፣ ኣብ እስራኤል ምስጢራዊ ዑደት ኣካይዱ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፣ ኣብ እስራኤል ምስጢራዊ ዑደት ኣካይዱ ናብ ኣስመራ ተመሊሱ። እቲ ሚኒስተር ኣብ እስራኤል ኣብ ዝጸንሓለን ኣርባዕተ መዓልታት፣ ምስ ሰበ ስልጣን እስራኤል ከምእተዘራረበ’ውን ምንጭታት ሬድ [...]
1 970 971 972 973 974 978 9720 / 9780