Category: News

ኣብ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስ ሃዲኡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ኣብ መንጎ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስን ፍሉያት ሓይልታት ጸጥታ ፈረ [...]

ኣብ ሊብያ ኣዲኡ ብሓደጋ መኪና ዝሰኣነ ወዲ 3 ዓመት ኤርትራዊ ህጻን ምስ ኣቡኡ ኣብ ማልታ ተራኺቡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣብ ሊብያ ብሓደጋ መኪና ኣዲኡ ዝሞተቶ ወዲ 3 ዓመት ኤርትራዊ ህጻን ብሓገዝ መንግስቲ ማልታን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ምስ ኣብኡ ተራኺቡ። ኣ [...]

ጸ.ጉ. ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብጉዳይ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ ብዝምልከት ምስ ኢትዮጵያዊ ዲፕሎማሰኛ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 06 August, 2014 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ብጉዳይ እቲ ናብ ኤርትራ እናምርሐ ኣብ የመን ካብ ትራንዚት ተታሒዙ ናብ ኢትዮጵያ ተወሲዱ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ መራሒ ግንቦት ሸውዓት ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኣቶ [...]

ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዝተወልዐ ግጭት 51 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 05 August, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ኣብ መንጎ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብዝተላዕለ ግጭት ብውሕዱ 51 ሰባት ከቢድን ፎኪስን መቑሰልቲ በ [...]

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝዓለበ ቦምባ ሸሞንተ ኤርትራውያን ቀቲሉ
Radio Erena: 05 August, 2014 ኣብ ሊብያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ሸሞንተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ካብ ኣጀንስያ ሓበሻ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ስደተኛታት ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ኣረጋጊጾም። ኣብ መ [...]

ዕጡቓት ራሻይዳ፣ ንመስመር ከሰላ ካርቱም ብምዕጻው ተቓውሞ ኣካይዶም
Radio Erena: 05 August, 2014 ተቓወምቲ ምብራቑ ሱዳን፣ ስምምዕ ኣስመራ 2006 ኣብ ግብሪ ኣይወዓለን ብዝብል ኣብ ፖርት ሱዳን ዝጀመርዎ ተቓውሞ ኣብ ከባቢ ከሰላ’ውን ከምዝቐጸልዎ ምንጭታት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ተቓወ [...]

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝወሓደ በጻሕቲ ሃገር ዘእንግዳ ሃገራት ዓለም ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 05 August, 2014 ፈረንሳ ኣብ ዓለም እታ ዝበዝሑ በጻሕቲ ማለት ቱሪስት እተእንግድ ሃገር ክትከውን እንከላ፣ ሶማልያ ድማ በንጻሩ እታ ዝወሓደ በጻሕቲ ንዑደት ዝመርጹዋ ሃገር ምዃና ቱሪስት ጆኡርናል ኣፍሊጡ። ኣ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ዘካየዶ ናይ ሕርሻ መሬት ናይ ምድልዳል ስጉምቲ፣ ተቓውሞ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 04 August, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ደቡብ ንእሱ ዞባ ማይ ዓይኒ፣ ምምሕዳር ክናጦት፣ ከባቢ ሃዘሞ ናይ ሕርሻ መሬት ንምድልዳል ብዝወሰዶ ሃንደበታዊ ተብግሶ ካብ ነበርቲ እቲ ዓድታት ተሪር ተቓውሞ ከም [...]

ፍላይ ኦሎምፒክ፣ ካብ ናብን ኣስመራን ክልተ ከተማታት ኤውሮጳን ዝጀመሮ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ሰለስተ ወርሒ ከይመልአ ኣቋሪጹ
Radio Erena: 04 August, 2014 ካብን ናብን ኤርትራን ክልተ ሃገራት ኤውሮጳን ቀጥታዊ በረራታት ጀሚሩ ዝነበረ መንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ሰለስተ ወርሒ ኣብ ዘይመልአ ግዜ በረራታቱ ኣቋሪጹ። እቲ መንገዲ ኣየር፣ ነቲ ብሉፍ [...]

ስዑዲ ዓረብ 16 ኤርትራውያን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ክሊ ማያ ከምዝሓዘት ተገሊጹ
Radio Erena: 01 August, 2014 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ስዑዲ ዓረብ፣ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጀዛን፣ ፈርሳን ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ደሴት 16 ኤርትራውያን ከምዝሓዙ የመኒ ኢኮኖሚስት ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እቶ [...]