Category: News

1 900 901 902 903 904 912 9020 / 9115

”ኤርትራ ንኢራን ኣየጥቀትን” ኣምባሳደር መሓመድ

ኤርትራ ንኢራን ብምትሕብባር ተቓወምቲ የመን ተዕጥቅ ኣላ ንዝብል ኣብ ጋዜጣታታት የመን ኔሽንንን ጋዜጣ ኣል ሻርቕ ኣልኣውሳጥን፣ ንዘቕረብኦ ጸብጻብ፣ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ መሓመድ መሓመድ ናይ ኣሉታ ምላሽ ከምዝሃበሉ ሰሙናዊ [...]

ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ተቓውሞ ኣስሚዖም

ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ንምሕደራ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ኣብ ኣኼባ ከምእተቓወምዎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።    እቶም ምንጭታት ኣብ ዝልኣኹልና ሓብሬታ፣ ኣብቲ ንኣብረርትን ኣዘዝቲ ሓ [...]

መ. ኤርትራ፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቀመላ ሓንቲ መርከብ ኣምጺኡ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቀመላ ሓንቲ ዓበይ መርከብ ኣብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዑዋ ከምዘሎ ምንጭታትና ሓቢሮም።    እታ ኣብ ወደብ ባጽዕ ተጸጊዓ ዘላ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ፣ ብኹሉ ሸነኻታ ባን [...]

ምንቅስቓስ ደምህት ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብንጹር ኣብ ዘይፍለጠሉ ዘሎ እዋን፣ እቲ ብምሉእ ደገፍ መንግስቲ ኤርትራ ዝቖመ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ትግራይ ማለት ደምህት ዘካይዶ ዘሎ ምንቕስቓስ፣ ንህዝቢ ከተማ ኣስመራን ሓይሎ ከባቢታት ዓድን ሻቕሎት ይፈጥረሉ [...]

ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መላእ ሃገራት ኤውሮጳ ይቕጽል ኣሎ

ሓይልታት ሰራዊት ኤርትራ ንፎርቶ ብምቁጽጻር፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑን ቅዋም ድማ ክትግበርን ዝጠልብ ንዘቕርብዎ ጻውዒት ንምድጋፍ፣ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ለንደን ዝተጀመረ ናይ ኤርትራውያን ሰለማዊ ሰልፍታት ኣብ መላእ ሃገራት ኤውሮ [...]

ኣብ ኤርትራ ምእሳር ላዕለዎት ሓለፍቲ ይቕጽል

ምስቲ ብሰኑይ 21 ጥሪ ኣብ ከባቢ ፎርቶ ዝተኻየደ ፍጻሜ ብዝተሓሓዝ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ዓብደላ ጃብር፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ሙስጦፎ ኑርሑሴን፣ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማንን ኮሎኔል ስዒድ ዓሊን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ሬድዮ ኤ [...]

”ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ” ሮጀር ኣኩ

ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ነበር ሮጀር ኣኩ፣ 21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ወትሃደራዊ ኩነታት፣ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ ክብል ገሊጹ።     እቲ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ፈረን [...]

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ

    ሰንበት 27 ጥሪ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።        ዛጊት ተረጋጊጹ ብዘሎ ሓበሬታ ኣስታት 40 ዝኾኑ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብዚ ዓ [...]

ኣብ መዓስከር ሸገራብ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ ኤርትራውያን ኣንጸላልይዎም ካብ ዘሎ ናይ ጭውያታት ፍጻሜ ንምክልኻል ኣብ ዝሃቀንሉ እዋን ብዝተወልዐ ግጭት፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ ቆሲሉ።     እቲ ኣብ 20ን 21ን ጥሪ ኣብ ሸገረን ዝተኻየ [...]

መገሻ ፕ. ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ተሰሪዙ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ከካይዶ ዝወጠነ መገሻ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተሰሪዙ።    ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብቲ 27 ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ቅድሚ ም [...]
1 900 901 902 903 904 912 9020 / 9115