Category: News

ኣብ ርያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ ኣስታት 70 ሽሕ ርያል ዝግመት ንብረት ዓንዩ
Radio Erena: 22 January 2015 ኣብ ርያድ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ብሓሙስ15 ጥሪ ኣብ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣስታት 70 ሽሕ ርያል ስዑዲ ዓረብ ዝግመት ንብረት ዕንወት ከምዝወረደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ዝካይድ ምርጫ ንምስታፍ ዛጊት 12 ሚልዮን ህዝቢ ተመዝጊቡ’ሎ ተባሂሉ
Radio Erena: 22 January 2015 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ንዝካየድ ባይቶኣዊ ምርጫ ንምስታፍ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 12 ሚልዮን ህዝቢ ተመዝጊቡ ምህላዉ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረ [...]

የመን ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይናትሉ ኣብ ዘላ ግዜ፣ ኣመሪካ ዓበይቲ ናይ ኵናት መራኽባ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ልኢኻ
Radio Erena: 22 January 2015 የመን ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይናትሉ ኣብ ዘላ ግዜ፣ ኣመሪካ ክልተ ዓበይቲ ናይ ኵናት መራኽብ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ልኢኻ። እተን USS Iwo Jima ን USS Fort McHenry ዝተባህ [...]

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ን21 ጥሪ ካልኣይ ዓመት ፍጻሜ ፎርቶ ይዝክርዋ ኣለዉ
Radio Erena : 21 Januray 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ን21 ጥሪ፣ መበል ካልኣይ ዓመት ናይቲ ኣብ ኣስመራ ፎርቶ ኣብ ዝርከብ ሚኒስትሪ ዜና ብኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወስደ ናይ ለውጢ ተበግ [...]

ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን ክልተ ነጋዶ ተቀቲሎም
Radio Erena : 21 Januray 2015 ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደላ ኣብ ዶብ ኣብ እትርከብ ከተማ ኒሙለ ናይ ደቡብ ሱዳን ክልተ ነጋዶ ተቐቲሎም። መንነቱ ዘይተነጸረ ሓደ ዕጡቕ ነቶም ክልተ ናጋዲ ኣብ ቅድሚ'ቲ የዕሪፎምሉ [...]

ጅቡቲ ብልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዘመናዊ መዓርፎ ነፈርቲ ትሃንጽ ኣላ
Radio Erena : 21 Januray 2015 ጅቡቲ ብልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዘመናዊ መዓርፎ ነፈርቲ ትሃንጽ ኣላ። እቲ 25 ኪሎሜተር ካብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ርሒቑ ዝህነጽ ዘሎ ዘመናዊ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ዓመታዊ 1.8 ሚልዮን ተ [...]

ምምሕዳር ዞባ ማእከል፣ ኣብ ከባቢ ኣርባዕተ ኣስመራ ካብ ንድፊ ወጻኢ ተሰሪሑ ዝበሎ መንበሪ ኣባይቲ ኣፍሪሱ
Radio Erena: 20 January 2015 ምምሕዳር ዞባ ማእከል፣ ኣብ ከባቢ ኣርባዕተ ኣስመራ ብዘይሕግን ካብ ፕላን ከተማ ወጻኢ ብዝኾነ መንገድን ተሰሪሑ ንዝበሎ ሓያሎ ኣባይቲ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዘፍረሰ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ካብ ፈተነ ቅትለት ኣምሊጡ
Radio Erena: 20 January 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ኻልድ ባሓሕ ትማሊ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ኣምሊጡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ምስ ፕረዚደንት ዓብደረቦው መንሱር ሓድን 'ኣንሳር ኣላህ' ምስ ዝተባህለ ሓደ [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ካቢነ እታ ሃገር ፈንጢሑ
Radio Erena: 20 January 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዑመር ዓብድራሺድ ዓሊ ሻርማረክ ንካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ፈንጢሑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ንካቢነ እታ ሃገር ክፍንጥሕ ዝተገደደሉ ምኽንያት፣ ኣቐዲሙ ዝረቑሖም 26 [...]

ንቅትለት ኤርትራዊ ኻልድ ኢድሪስ ኣብ ጀርመን ዝኹነን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 19 January 2015 ንቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኻልድ ኢድሪስ ኣብ ጀርመን ዝኹነን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ካልድ ኢድሪስ፣ ዝተቐትለሉ ምኽንያት ዓሌታዊ'ዩ ዝበሉ ኣብ ዝተፈላለየ [...]