Category: News
ወከልቲ ኤርትራን ቀጠረን ተዘራሪቦም
Radio Erena : 03 June 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀጠር ዓሊ ኢብራሂም ኣሕመድ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ንግስነት ቀጠር ዝተላእከ መልእኽቲ ንሚኒስተር መጓዓዝያ እታ ሃገር ጃስም ሰይፍ ኣል ሱላቲ ኣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስን ካሌን ንዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት በቲኖም
Radio Erena : 02 June 2015 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ከተማታት ፓሪስን ካሌን ንዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት በቲኖም። በቲ ትማሊ ሰሉስ 2 ሰነ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ- ላ ሻፔል ኣብ ዝተባህ [...]
ኣብ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 24 ስደተኛታት ቆሲሎም
Radio Erena: 01 June 2015 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዘካየድዎ ግጭት 24 ስደተኛታት ብከቢድን ፎኵስን ቆሲሎም። እቲ ናብ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ሓድሽ ተበግሶ ክወስዳ ምዃነን ተገሊጹ
Radio Erena : 01 June 2015 ሱዳንን ቐጠርን ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ሓድሽ ተበግሶ ይወስዳ ምህላወን ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶም ምንጭታት ኣብ ዝሃብዎ መረዳእታ፣ ኣብ [...]
ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናብ ጁባ ንምስጋር ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ
Radio Erena : 01 June 2015 ዶብ ኢትዮጵያ ኣቛሪጾም ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ 10ታት ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ትጥሕስ ምህላዋ ተሓቢሩ
Radio Erena : 01 June 2015 ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ማዕከናት ዜና እት ሃገር ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ'ውን ብተመሳሳሊ ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ዝተገልጸ ኮ [...]
ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም 9 ሽሕ ስደተኛታት ክትቕበል ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ
Radio Erena : 29 May 2015 ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 9 ሽሕ ስደተኛታት ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት ከተጣይስ ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ። ሕብረት ኤውሮጳ ብሮቡዕ 27 ግንቦት ኣብ ዘቕረቦ [...]
ኣመሪካ፣ ንሱዳን ኣብ ጸጥታ ወደብ ክትሕግዛ ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ፣ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሳ
Radio Erena : 29 May 2015 ኣመሪካ፣ ንሱዳን ኣብ ጸጥታ ወደብ ክትሕግዛ ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ። ሓላፊ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣመሪካ ስቴቨን ፖወል ዝመርሖ ልኡኽ ኣብ ሱዳን ዑደት ብምክያድ፣ ኣመሪካ ኣብ ጸጥታ ባሕርን ካልእ [...]
ፕሮጀክት ዕደና ዛራ፣ ኣብ መወዳእታ 2015 ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ’ዩ
Radio Erena: 28 May 2015 ፕሮጀክት ዕደና ዛራ፣ ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት እዚ ፍርያቱ ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ 60 ሚእታዊት ብሃገራዊ ኩባንያ ዕደና ቻይና - SFECO 40 ሚእታዊ ድማ ብመ [...]
ጋዜጠኛታት ሱዳን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 28 May 2015 ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ብኣባላት ጸጥታ ዝተወስደ ሕታማታ ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ናይ ምእካብ መስርሕ ተቓውሞ ኣካይዶም። እቶም ጋዜጠኛታት፣ ብሰሉስ 26 ግንቦት ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይ [...]