Category: News
ኤርትራ፣ ብተጠቃምነት ፈይስቡክ ካብ 211 ሃገራት ኣብ መበል 185 ተሰሪዓ
Radio Erena: 11 November 2016 ኣብ 211 ሃገራት ዓለም ካብ ዝርከቡ ተጠቀምቲ ፈይስቡክ፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ካብ ኤርትራ ኣብ መበል 185 ተሰሪዑ ከምዘሎ ዙም ስፌር ቻርትስ ፈይስቡክ ሓቢሩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓ [...]
ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘትየን
Radio Erena: 11 November 2016 ወከልቲ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ። ኣገልግሎት ቻይና ሽንሁዋ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረት፣ ካብ ኢትዮጵያ፣ ሶማልያ፣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብጉዳይ ስደተኛታት ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት መልእኽቲ ሰዲዱ
Radio Erena: 10 November 2016 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለዩ መርሕቲ ሃገራት መልእኽቲ ከምዝሰደደ ማዕከን ዜና እቲ መንግስቲ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መልእኽቱ፣ ብ [...]
ሸሞንተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ዘትዮም
Radio Erena: 10 November 2016 ሸሞንተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሊብያ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 8 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ ሸውዓተ መ [...]
ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ
Radio Erena: 09 November 2016 ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ። ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንት ካብ ሰልፊ ሪፖብሊካን ብምዃን፣ ኣብ ዘካይዶ ዝነበረ ጎስጓሳት ብኣጸያፍን ነውርታት [...]
ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ሱዳን ተቓውሞ ኣለዓዒሉ
Radio Erena: 09 November 2016 መንግስቲ ሱዳን ንዋጋታት ነዳዲን ኤሌክትሪሲቲን ክብ ምባሉ፣ ህዝቢ ተቓውሞ የካይድ ምህላዉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝተነብረ ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን [...]
ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብጺ ዝነበራ ናይ ነዳዲ ምትሕግጋዝ ሰሪዛቶ
Radio Erena: 09 November 2016 ስዑዲ ዓረብ ናብ ግብጺ እትልእኮ ነዳዲ ጠቕሊላ ደው ኣቢላቶ። እታ ሃገር፣ ናብ ግብጺ ዝልኣኽ ዝነበረ ነዳዲ ካብ 1 ጥቅምቲ ኣትሒዛ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ክግለጽ እኳ እንተጸንሐ፣ ሚኒስተር [...]
ኢትዮጵያ፣ ንምንቕስቓስ ዲፕሎማሰኛታት ዝድርት ኣዋጅ ተልዕል
Radio Erena: 09 November 2016 ኢትዮጵያ ንምንቕስቓስ ዲፕሎማሰኛታት ዝድርት ኣዋጅ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማሰኛታት ካብ ኣዲስ ኣበባ 40 ኪሎሜተር ርሒቖም ከይንቀሳቀሱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ወርሒ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ መቀያየሪ ኣቕሑ ነፈርቲ ኵናት ንምዕዳግ ምስ ዩክሬናውያን ደላሎን ኣሰጋገርቲን ኣጽዋር ርክባት የካይድ
Radio Erena: 08 November 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ መቀያየሪ ኣቕሑ ነፈርቲ ኵናት ንምዕዳግ ኣብ ዩክሬን ምስ ዝርከቡ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ደላሎን ኣጽዋር ቀጻሊ ርክባት ኣብ ምክያድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕቡ [...]
ኣብ ጁባ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ግጥማት ኵዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ዝዕዘቡ ዝነበሩ 11 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 November 2016 ኣብ ከተማ ጁባ፣ ኣብ ሓደ ክለብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ዝዕዘቡ ዝነበሩ ሰለማውያን ሰባት፣ ብቀዳም6 ሕዳር ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝሞቱ ማዕከናት [...]