Category: News
ጥንታውያን ነፈርቲ ብምብራር ሃገራት ዘቋርጹ ዝነበሩ ብሪጣንያውያን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምእታዎም ተኣሲሮም
Radio Erena: 25 November 2016 ጥንታውያን ነፈርቲ ብምብራር ሃገራት ዘቋርጹ ዝነበሩ ብሪጣንያውያን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምእታዎም ከምዝተኣስሩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ኣብረርቲ ጥንታውያን ነፈርቲ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ብም [...]
ኣብ ዓመተ 2016፣ ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ መራሒ ናይ ወጻኢ ሃገር ዘይምንባሩ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 24 November 2016 ኣብ ዓመተ 2016፣ ዝኾነ መራሒ ሃገር ናብ ኤርትራ ዘይምብጽሑ፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዞባውን ኣህጉራዊን ዝምድናታት ተነጺሉ ከምዘሎ ዘጉልሕ ምዃኑ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ሞይቱ ዝብል ዜና ሓሶት ምዃኑ ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ኣፍሊጡ
Radio Erena: 24 November 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ሞይቱ ዝብል ዜና ሓሶት ምዃኑ፣ ዳይሬክተር ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ዑስማን ጣሃ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ኣልበሽር ብሰንኪ ሃንደበታዊ ወቕዒ ልቢ ከምዝ [...]
ካብ ኣመሪካን ፈረንሳን ዝተዋጽአ ጥሙር ሓይሊ ዕማማ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ
Radio Erena: 24 November 2016 ካብ ኣመሪካን ፈረንሳን ዝተዋጽአ ጥሙር ሓይሊ ዕማማ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ። ኣብቲ ብፈረንሳ ተወዲቡ፣ ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብ [...]
ጃፓን፣ ድሕሪ ካልኣይ ኵናት ዓለም ንመጀመርያ እዋና ተዋጋኢ ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዋፊራ
Radio Erena: 23 November 2016 ጃፓን፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ከምዘዋፈረት ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ጁባ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስዚ'ዚ ጃፓን ዘዋፈረቶ ሰራዊት፣ ብረት ዝዓጠቐን ነብሰ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ [...]
ኣብ ሊብያ፣ ብሰንኪ ህበይ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት 20 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 23 November 2016 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ሰብሓ ብሰንኪ ህበይ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዲ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ቢቢሲ ሓቢሩ። ካብ ዓሌት ጉዳድፋ ብዝኾነት ስድራ ከምእትውነን ዝተገልጸት ህበይ፣ ንሓንቲ ካብ ዓሌት ኣው [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 22 November 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕካናት ዜና ካብ ሪያድ ሓቢረን። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ምስ ሓያሎ ኣ [...]
ኤርትራ፣ ንምትእትታው ኢራን ከምእትቃወም ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ
Radio Erena: 22 November 2016 ኢራን፣ ኣብ ጉዳይ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ካብ እትፍጽሞ ዘላ ምትእትታው ደው ከተብል ኤርትራ ከምዝጸወዐት ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብምጥቃስ፣ ጋዜጣ ኣሻርቕ ኣላ [...]
ቻይና ንኢትዮጵያ ሓደ ቢልዮን ዶላረ ከተለቅሓ’ያ
Radio Erena: 22 November 2016 ቻይና ንኢትዮጵያ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ከተለቅሓ ተሰማሚዐን። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ፣ ብምክትል ፕረዚደንት ሊ ዮዋንሽዎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ቻይና፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓ [...]
ዚምባብዌ፣ ምቕያር ሓድሽ ናይ ቦንድ ባጤራ ተቓውሞ ህዝቢ ይገጥሞ
Radio Erena: 22 November 2016 ብሰንኪ ዝቕባበ ካብ 2009 ኣትሒዛ ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘይብላ ዚምባብዌ፣ ሓድሽ ናይ ቦንድ ባጤራ ንምትእትታው ፈተነ ተካይድ ኣላ። ባጤራ ዚምባብዌ፣ ብሰንኪ ዝቕባበ ጠቕሊሉ ካብ ዕዳጋ [...]