Category: News

1 726 727 728 729 730 912 7280 / 9111
“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

“ጾታዊ ዓመጽ የብቅዕ! ሓቀኛ ሰብኣይ ንሰበይቱ ኣይሃርምን!” ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ኣብ እስራኤል

Radio Erena: 14 March 2016 ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እስራኤል፡ ንሸሞንተ መጋቢት ብክብ ዝበለ ድምቀት ከምዝጸንበልኦ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገርሓቢሩ። እተን ብማእከል ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተል ኣቪቭ ዝፍለጣ [...]
ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

ነርወይ፣ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ትዘራረብ

Radio Erena: 14 March 2016 ከም መቐጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ መንግስቲ ሱዳን ዘካይድኦ ዘለዋ ርክባት፣ ወኪል መንግስቲ ነርወይ'ውን ብ8 መጋቢት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ከየተባብዕ መተሓሳሰቢ ቀሪቢ

Radio Erena: 11 March 2016 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንመለኽቲ ስርዓታት ዘተባብዕ ከይከውን ሰልፊ ህዝቢ ኤውሮጳ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ ዝበዝሑ ኣባላት [...]
ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ስደተኛታት ይሃድኑ

Radio Erena: 11 March 2016 ፖሊስ ኬንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቃድ ዘይብሎም ስደተኛታት ንምህዳን ብዘካየዶ ስርሒት ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ114 ቀይዱ። እቶም ሩራካ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ገዛውቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ስደተኛታት [...]
ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

ብስዑዲ ዓረብ ተወዲቡ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 March 2016 ብስዑዲ ዓረብ ዝተወደበ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 21 ሃገራት ትማሊ ሓሙስ 10 መጋቢት ተዛዚሙ። እዚ ኣባላት ናይቲ ብስዑድ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዝኾና ሃገራት ኣስ [...]
ግብጺ ምስ ሱዳን ኣብ ዶብ ሱዳን 42 ኤርትራውን ስደተኛታት ከምዝቐየደት ተገሊጹ

ግብጺ ምስ ሱዳን ኣብ ዶብ ሱዳን 42 ኤርትራውን ስደተኛታት ከምዝቐየደት ተገሊጹ

Radio Erena: 10 March 2016 ሓይልታት ጸጥታ ግብጺ፣ ዜጋታት ኤርትራ'ዮም ዝበልዎም 42 ስደተኛታት ምስ ሱዳን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከምዝሓዙ ምንጭታት ኤረና ካብ ሱዳን ሓቢሮም። እቶም ኣብ ደቡባዊ ክፋል ግብጺ፣ ብኣሰጋገርቲ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ሓባራዊ ኣሃዱ ምክትታል ዶባት ንምቋም ይሰማምዓ

Radio Erena: 10 March 2016 መንግስታት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባቶም ንዝርአ ጸጥታዊ ጉዳያት ብሓባር ንምፍታሕ ተወሳኺ መብጽዓታት ይኣትዉ። ሚኒስተራት ምክልኻል ክልቲኤን ሃገራት ብሰኑይ 7 ለካቲት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ትዝቲ

ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ትዝቲ

Radio Erena: 10 March 2016 ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋና ምስ ተቓወምቲ ሒቲ ናይ የመን ቀጥታዊ ዝርርብ ምክያደን ዋሽንግተን ፖስት ሓቢሩ። እቲ ብሰኑይ 7 ለካቲት ኣብ ዶብ ስዑዲ ዓረብን የመንን ዝተኻየደ ዝተኻየደ ርክብ ክ [...]
ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ብዝሒ ደቂንስትዮ ይውስኽ

ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ብዝሒ ደቂንስትዮ ይውስኽ

Radio Erena: 09 March 2016 ኣብ ኤርትራ ገኒኑ ብሰንኪ ዘሎ ማሕበረ- ቁጠባዊ ሕሰም፣ ኣብ ምንዝርና ናይ ዝዋፈራ ደቂንስትዮ ብዝሒ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣብ ኣስመራ፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት’ያ

ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ክትከፍት’ያ

Radio Erena: 09 March 2016 ስዑዲ ዓረብ ንኤርትራን ጅቡቲን ኣኣብ ዘዋስን ከባቢታት ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምዃና ወትሃደራውያን ምንጭታት የመልክቱ። እታ ሃገር ኣብ ጅቡቲ መዓስከር ንምኽፋት ኣብዚ ቀረባ ምስ መንግስቲ [...]
1 726 727 728 729 730 912 7280 / 9111