Category: News
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ምዝታያ ተሓቢሩ
RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ከምዝዘተየት መጽሔት ፋይናንሻል ታይምስ ሓቢራ።
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፣ ኣብ ዖ [...]
ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት’ዩ
RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝርከቡ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት፣ ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት'ዩ።
ብዕድመ ምድፋእ ቀዳማይ ቦታ ሒዙ ዘሎ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ኮይኑ ኣብዚ እዋን'ዚ [...]
ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጨውያ
RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024
ብመንገዲ ህንዳዊ ውቅያኖስ ትሓልፍ ዝነበረት ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል ተጨውያ።
እታ፣ ብሰሉስ 12 መጋቢት፣ ብቀርሰንቲ ባሕሪ ተጨውያ ከምዘላ ዝተገልጸ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ብቅድድም ብሽክለታ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰለስተ ወርቂ ሓፊሳ
RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024
ኣብ ጋና ኣብ ዝካያድ ዘሎ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስፖርት ዝወዳደሩ 35 ኣትሌታት ልኢኻ ዘላ ኤርትራ፣ ብ12 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስዉር ዓጸባ ሃገራውን ኣህጉራውይን ቆላሕታ ከምዘድልዮ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024
ኢትዮጵያ፣ ክሕባእ ዝድለ ዘሎ ከቢድ ዓጸባ፣ ሃገራውን ኣህጉራውያን ቆላሕታ ከምዘድልዮ፣ ብፈረንሳ እትሕተም ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋዜጣታት ዓለም ዝኾነት፣ ለ ሞንድ ኣተሓሳሲ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ – ሪያድ፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ንዝደልዩ ኤርትራውታን ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ
RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024
ኣብ ሪያድ ዝመንበሩ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ መንበሪ ፍቓድ ከሕድሱ ንዘይክእሉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኤምባሲ፣ ካብ [...]
ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ወርሒ ጾም 'ሮመዳን' ጀሚርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ጾምን ጸሎትን ከሕልፍዎ እዩ ሃይማኖቶም ዝእዝዞም::
ነዚ ንምትግባር [...]
ሕማም ዓሶ: ኣውራ ቀታሊ ሕማም ኣብ ኤርትራን ኣፍሪቃን ኮይኑ ይቕጽል
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ሕማም ዓሶ ሓደ ካብ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማማትን ቀታልን እዩ::
ኣብ 2021 ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ኣብታ ዓመት 'ቲኣ 9 [...]
ሽወደን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ካብ ምምሕዳር ስቶኮልም ሓገዝ ከምዘይረክብ ተገሊጹ
RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024
ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም፡ ንፌስቲቫል ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ደገፍ ክስሕቦ ምኳኑ 'ዳገንስ ኒሄተር' ንዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቃስ ራድዮ ሽወደን ትግርኛ ሓቢራ።
ዝሓለፈ ዓ [...]
ሶማል፡ ብቱርኪ ዝሰልጠኑ ኣማኢት ወትሃደራዊት ተመሪቖም
RADIO ERENA - Monday, 11 March 2024
ብቱርኪ ክስልጣኑ ዝጸንሑ ኣማኢት ወትሃደራት ሶማል ተመሪቖም።
እቶም ብ07 መጋቢት ዝተመረቑ ወትሃደራት ሶማል፡ ኣካል 'ቲ ዝቐውም ዘሎ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ኮይኖም ከምዘገልግ [...]