Category: News

1 618 619 620 621 622 911 6200 / 9107
30 ነሓሰ፣  ኣህጉራዊ መዓልቲ ሃለዋቶም ዝጠፍኡ እሱራት ብደረጃ ዓለም ይዝከር

30 ነሓሰ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሃለዋቶም ዝጠፍኡ እሱራት ብደረጃ ዓለም ይዝከር

Radio Erena: 30 August 2017 30 ነሓሰ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሃለዋቶም ዝጠፍኡ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም እሱራት ብደረጃ ዓለም ይዝከር። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ በቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ንኸዳሉ፣ ምስ ሓደ ትካል ዝኣተወቶ ስምምዕ ትስርዝ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ንኸዳሉ፣ ምስ ሓደ ትካል ዝኣተወቶ ስምምዕ ትስርዝ

Radio Erena: 29 August 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ንኸዳሉ፣ ማእከል ፖሊሲ ስደተኛታት ምዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ዝኣተዎ ስምምዕ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝሰ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምውጻእ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ክእሰሩ የብሎም ይብል

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምውጻእ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ክእሰሩ የብሎም ይብል

Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ከተማ ዮርሳሌም ዝመደበሩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምውጻእ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸ [...]
ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ እቲ ዝበለጸ፣ ናይ ግራንድ ቱር ናይ መድረኽ ዓወት ተጓናጺፉ

ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ እቲ ዝበለጸ፣ ናይ ግራንድ ቱር ናይ መድረኽ ዓወት ተጓናጺፉ

Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ስጳኛ፣ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ እቲ ዝበለጸ፣ ናይ ግራንድ ቱር ናይ መድረኽ ዓወት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝካየድ ዘሎ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ፣ ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ይተዓናቐፍ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝካየድ ዘሎ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ፣ ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ይተዓናቐፍ

Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ጸጸኒሑ ብዝካየድ ዘሎ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ፣ ኣብ 29 ወረዳታት ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ደው ኢሉ ምንባሩ ተሓቢሩ። ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝ [...]
ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዝቲ፣ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ

ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዝቲ፣ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ

Radio Erena: 29 August 2017 ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዝቲ፣ ኣርባዕተ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳን ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ዝሳተፍዎ ዘለዉ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። እዚ መራሕቲ ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም ዝጸንሐት ክልተ ኤርትራውያን ናብ መንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም ዝጸንሐት ክልተ ኤርትራውያን ናብ መንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ

Radio Erena: 28 August 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም ዝጸንሐት ክልተ ኤርትራውያን ናብመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ። መንነት ናይቶም ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዝተረከቡ ክልተ ኤርትራውያን ብንጹር ክፍለጥ እኳ እ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሓድሽ ቀዋሚ ወኪል ኣብ ኤርትራ መዚዙ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሓድሽ ቀዋሚ ወኪል ኣብ ኤርትራ መዚዙ

Radio Erena: 28 August 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ሓድሽ ወኪሉ ኣብ ኤርትራ ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ። እቲ ጆሰፕ ኮል ካርቦ ዝተባህለ ሓድሽ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኮይኑ ንልዕሊ ሰለ [...]
ኣምባሳደር ሩስያ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

ኣምባሳደር ሩስያ፣ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

Radio Erena: 28 August 2017 ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ሱዳን ሚርጋያስ ሺሪንስኪ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝተረኽበ ተሓቢሩ። እቲ ኣምባሳደር ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብሮቡዕ 23 ነሓሰ ኣብ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጸንሐ ሰበ ስልጣን ሱዳ [...]
ኢጣልያ ንምጥያስ ስደተኛታት ብዝምልከት ሓድሽ መደብ ከተውጽእ’ያ

ኢጣልያ ንምጥያስ ስደተኛታት ብዝምልከት ሓድሽ መደብ ከተውጽእ’ያ

Radio Erena: 27 August 2017 መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ልዕሊ ዝበዝሑ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኾኑ ስደተኛታት ብዝወሰዶ ኢሰብኣዊ ስጉምቲ ካብ ሓያሎ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ንምጥያስ ስደተኛታት ብዝምልከት [...]
1 618 619 620 621 622 911 6200 / 9107