Category: News

1 570 571 572 573 574 914 5720 / 9134
ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ

Radio Erena: 28 March 2018 ኢጋድ፣ ብ ጉዳይ ሱዳን ብምትኳር ብ26 መጋቢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ። ኣብቲ መበል 61 ፍሉይ ዋዕላ፣ ሚኒስተራትን ወከልቲ ሚኒስትርታትን ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ጅቡቲ፣ [...]
ሱዳን፣ ላዕለዋይ ልኡኽ ቀጠር ምብጻሕ ፈጺሙ

ሱዳን፣ ላዕለዋይ ልኡኽ ቀጠር ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 27 March 2018 ብሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታትን ጃስም ቢን ሰይፍ ሲላይቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቀጠር፣ ብሰንበት 25 መጋቢት ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። እ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዝተፈትሑ ጋዜጠኛታት እንደገና ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ ዝተፈትሑ ጋዜጠኛታት እንደገና ተኣሲሮም

Radio Erena: 27 March 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ዝተኻየደ ተደጋጋሚ ተቓውሞታት ብምሕረት ካብ ዝፈትሖም ጋዜጠኛታት ብሰንበት 25 መጋቢት ደጊሙ ከምዝኣሰሮም ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። እቶም ፖለቲከኛታት' [...]
ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ህንጻ ባይቶ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብውሕዱ 4 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ህንጻ ባይቶ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብውሕዱ 4 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 March 2018 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ዝርከብ ህንጻ ባይቶ ብዝተፈንጀረ ነታጕ ብውሕዱ 4 ሰባት ከምዝተቐትሉን ሸውዓተ ከኣ ከምዝቖሰሉን ፖሊስ ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እቲ ኣብ መኪና ነታ [...]
ሱዳን፣ ኤርትራ ንዘቕረበቶ ክሲ ነጺጋ

ሱዳን፣ ኤርትራ ንዘቕረበቶ ክሲ ነጺጋ

Radio Erena: 26 March 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ቀጠር ብምትሕብባር ሽርሕታት ይኣልም ኣሎ ዝብል ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብቀዳም 24 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ [...]
በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ብጉዳይ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ መርመራ ይካየደላ ኣሎ

በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ብጉዳይ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ መርመራ ይካየደላ ኣሎ

Radio Erena: 26 March 2018 በዓልቲ ቤት ሮበርት ሙጋበ፣ ግረይስ ሙጋበ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ መሸጣ ስኒ ሓርማዝ ተዋፊራ ኔራ ከይትኸውን ብፖሊስ ምጽራይ ይካየደላ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ሃራረ ሓቢረን። ንሳ፣ብገበን ምስ [...]
ቴል ኣቪቭ፣ 10ታት ኣሽሓት ሰባት፣ ኣንጻር ምስጓግ ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ቴል ኣቪቭ፣ 10ታት ኣሽሓት ሰባት፣ ኣንጻር ምስጓግ ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 March 2018 ኣስታት 30 ሽሕ ዝኾኑ እስራኤላውያንን ሓተቲ ዑቕባን፣ ኣንጻር እቲ መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገራት ናይ ምስጓግ ፖሊስ ንምቅዋም፣ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብቀዳም 24 [...]
ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ዳግማይ ጻውዒት ቀሪቡ

ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ዳግማይ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena:25 March 2018 ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ዓሪዱ ዘሎ ሓይልታት ሚልሻ ናብቲ ናይ ቀደም ቦትኡ ክምለስ ህዝብን ምምሕዳርን ግዝኣት ከሰላ ዳግማይ ጻውዒት ኣቕሪቦም። ኣቐዲሙ ብምልሻ ጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝ [...]
ሕ.ኢ.ዓ. ኣብ ሶማሊላንድ እትሃንጾ መዓስከር፣ ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ይፈጥር

ሕ.ኢ.ዓ. ኣብ ሶማሊላንድ እትሃንጾ መዓስከር፣ ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ይፈጥር

Radio Erena: 25 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ግዝኣት ሶማሊላንድ እትሃንጾ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣብቲ ዞባ ሓድሽ ወጥሪ ፈጢሩ ከምዘሎ ማዕከን ሓበሬታ ብሉምበርግ ገሊጹ። መንግስቲ ሶማልያ እቲ ኣብ መንጎ ብመንግስቲ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ስሉሳዊ ዘተ ከካዪያ’የን

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ስሉሳዊ ዘተ ከካዪያ’የን

Radio Erena: 25 March 2018 ስሉሳዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ክቕጽል ምዃኑ ሺንሁዋ ንሰበስልጣን ኢትዮጵያ ብምጥቃስ ትማሊ 24 መጋቢት ገሊጹ። እቲ ማዕከን ዜና ምስ ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት [...]
1 570 571 572 573 574 914 5720 / 9134