Category: News

1 569 570 571 572 573 914 5710 / 9134
ስምምዕ ኮቶኖ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ቀንዲ ዛዕባኡ ክኸውን ጠለብ ቀሪቡ

ስምምዕ ኮቶኖ፣ ጉዳይ ስደተኛታት ኣፍሪቃ ቀንዲ ዛዕባኡ ክኸውን ጠለብ ቀሪቡ

Radio Erena: 01 April 2018 ሕብረት ኤውሮጳ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ካሪብያንን ፓሲፊክን ዝኣትዎ ስምምዕ ንጉዳይ ስደተኛታት ከጠቓልል ኣለዎ ክብሉ ሰበስልጣን ኤውሮጳ ኣተሓሳሲቦም። እዚ ብ’ኮቶኖ ኣግሪመንት’ ዝፍለጥ ስምምዕ ከብ [...]
ቐጠር ኣብ ስዋኪን ናይ ሱዳን ወደብ ክትሃንጽ’ያ

ቐጠር ኣብ ስዋኪን ናይ ሱዳን ወደብ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 01 April 2018 ቐጠር ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን እተካዪዶ ዘላ ገዚፍ ወፍሪ፣ ንመላእ’ቲ ዞባ ናይ ምዕባለ ኣፍደገ ዝኸፍት’ዩ ክብል ኣመሓዳሪ’ቲ ዞባ ዓሊ ኣሕመድ ሓሚድ ገሊጹ። ካብ ከተማ ዶውሓ ዝተመሓላለፈ [...]
ኤርትራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ዝኾነ 250 ኩንታል ኮሚደረ ተጓሒፉ

ኤርትራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ዝኾነ 250 ኩንታል ኮሚደረ ተጓሒፉ

Radio Erena: 30 March 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ንዕዳጋ ቀሪቡ ዝጸንሐ ብጸረ ባልዕ ዝተበከለ ኣስታት 250 ኩንታል ኮሚደረ ከምዝተጓሕፈ ንሚኒስትሪ ሕርሻ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ኣፍሊጡ። እቲ ብዝተነጽገሉ ጸረ ባልዕ፣ ኣ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሕ/ ኢ/ ዓረብ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሕ/ ኢ/ ዓረብ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ

Radio Erena: 30 March 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንሉኡላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ ስጉምቲ ክወስድ መንግስቲ ሶማል ጸዊዑ። መንግስቲ ሶማል ነዚ ዝጽውዕ ዘሎ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረ [...]
ምርጫ ግብጺ፣ ፕረዚደንት ሲሲ ከምዝተዓወተ ይግለጽ

ምርጫ ግብጺ፣ ፕረዚደንት ሲሲ ከምዝተዓወተ ይግለጽ

Radio Erena: 30 March 2018 ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ከምዝተዓወተ ይንገር ኣሎ። ውጽኢት ናይቲ ካብ 26 ክሳብ 28 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ ብወግዒ [...]
ከሰላ፣ ኣብ ሓደ መስጊድ ብኻራ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ከሰላ፣ ኣብ ሓደ መስጊድ ብኻራ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 29 March 2018 ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ መንነቱ ዘይተነጸረ ሰብ ብሰሉስ 27 መጋቢት፣ ኣብ መስጊድ ብዝፈጸሞ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተለ ንፖሊስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ [...]
ኢህወደግ ንዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣቦ-መንበሩ ክኸውን መሪጽዎ

ኢህወደግ ንዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣቦ-መንበሩ ክኸውን መሪጽዎ

Radio Erena: 29 March 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ነዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከካይዶ ድሕሪ ዝጸንሐ ጽዑቕ ኣኼባ፣ ንዶክተር ኣብዩ ኣሕመድ ኣቦ መንበሩ ክኸውን መሪጽዎ። ዶክተር ኣብዩ [...]
ኤርትራ፣ ህቡብ ጋዜጠኛ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ኣባላት ሚ/ዜና ተኣሲሮም

ኤርትራ፣ ህቡብ ጋዜጠኛ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ኣባላት ሚ/ዜና ተኣሲሮም

Radio Erena: 28 March 2018 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣብ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣዳላዊ ዓምዲ ገጻት ህይወት፣ ዓብደልቃድር ኣሕመድ ዝርከቦም ክልተ ጋዜጠኛታት ሚኒስትሪ ዜና ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ስነ ጽ [...]
ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ተፈቲሖም

ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ተፈቲሖም

Radio Erena: 28 March 2018 ኣብ ሳህሮኒም ተኣሲሮም ዝጸንሑ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ከምዝተፈትሑ ሆትላይን ፎር ሚግራንት ዎርከርስ ዝተሰምየ ትካል ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እቶም ካብቲ ቤ [...]
ቀጠር፣ ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋ

ቀጠር፣ ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋ

Radio Erena: 28 March 2018 ቀጠር ምስ ሱዳን ብምትሕብባር ተቓወምቲ ኤርትራ ትድግፍ ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ንዘቕረቦ ክሲ ነጺጋቶ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ብ26 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ቀጠር ኣብ [...]
1 569 570 571 572 573 914 5710 / 9134