Category: News

1 496 497 498 499 500 910 4980 / 9096
ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት የመን ተቐቲሎም

ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ሓያሎ ወትሃደራት የመን ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 January 2019 ሑቲ፣ ብሰብ ኣልቦ በራሪ (ድሮን) ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሰልፊ ዝነበሩ ብውሕዱ ሓሙሽተ ወትሃደራት መንግስቲ የመን ከምዝቐተለ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቲ ብሓሙስ 10 ታሕሳስ፣ ኣብ ወትሃደራ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

Radio Erena: 10 January 2019 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሶማል እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ። ብሰሉስ 8 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ፣ 20 ሕጹያት ንውድድር ዝቐረብሉ ምርጫ ርእሰ ምምሕ [...]
ዚምባብዌ፣ ሓካይምን መማህራንን ይእድሙ

ዚምባብዌ፣ ሓካይምን መማህራንን ይእድሙ

Radio Erena: 10 January 2019 ዚምባብዌ፣ መማህራንን ሓካይምን ናይ ናብራ ምምሕያሽ ብምጥላብ፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ካብ ሃራረ ሓቢረን። ኣማኢት ሓካይም እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓስኪሩ ዘሎ ሰራዊታ ካብ ምንቅስቓስ ደው ኣቢላቶ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓስኪሩ ዘሎ ሰራዊታ ካብ ምንቅስቓስ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 09 January 2019 ኢትዮጵያ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓስኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ናይ ምንቅስቓስ መደባት ደው ከተብሎ ከምዝወሰነት ምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ሓቢሩ [...]
ኤርትራ፣ ንሰበ ስልጣንን ካልኦትን ኣብ ካርቱም ዝወሃብ ዝነበረ ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ንምስግጋሩ ይስርሓሉ

ኤርትራ፣ ንሰበ ስልጣንን ካልኦትን ኣብ ካርቱም ዝወሃብ ዝነበረ ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ንምስግጋሩ ይስርሓሉ

Radio Erena: 09 January 2019       ንሕክምና ናብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ክኸዱ ዝጸንሑ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ካልኦትን፣ ናብ ኢትዮጵያ ንምስግጋሩ ይስርሓሉ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።  ኣቐዲሙ፣ እቲ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ምስ ስእነት መድሃኒታት ብዝተሓሓዝ ንሚኒስተር ጥዕና ካብ ስልጣኑ ሰጕጉዎ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ምስ ስእነት መድሃኒታት ብዝተሓሓዝ ንሚኒስተር ጥዕና ካብ ስልጣኑ ሰጕጉዎ

Radio Erena: 09 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰብ ኣልበሽር፣ ንሚኒስተር ጥዕና እታ ሃገር ኣቡዛይድ ሙስጠፋ ካብ ስልጣኑ ከምዝሰጎጎ ኣገግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ፕረዚደንት ነቲ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ዝሰጕ [...]
ህዝቢ ከባቢ ሽረ፣ ካብቲ ከባቢ ዝንቀሳቐስ ሰራዊትን ኣጽዋርን ከምዝዓገተ ተገሊጹ

ህዝቢ ከባቢ ሽረ፣ ካብቲ ከባቢ ዝንቀሳቐስ ሰራዊትን ኣጽዋርን ከምዝዓገተ ተገሊጹ

      ኣብ ክልል ትግራይ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ዝስሕበሉ ዝነበረ እዋን ብነበርቲ ከባቢ ሽረ ከምዝተዓግተ ተሓቢሩ።        እቲ ኣብ 10ታት ወትሃደራውያን መካይን ዝተጻዕነ ሰራዊትን [...]
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶብ ኦምሓጀር – ሑመራ ተኸፊቱ

ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶብ ኦምሓጀር – ሑመራ ተኸፊቱ

Radio Erena: 08 January 2019 ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶብ ኦምሓጀር- ሑመራ ብ7 ጥሪ ተኸፊቱ። ነቲ ዕጹው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶብ፣ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን [...]
ብሰንኪ ምትእትታው ህግደፍ፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ንሳልሳይ ዓመታ ብዘይ ፓትርያርክ ትምራሕ ኣላ

ብሰንኪ ምትእትታው ህግደፍ፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ንሳልሳይ ዓመታ ብዘይ ፓትርያርክ ትምራሕ ኣላ

Radio Erena: 08 January 2019 ድሕሪ ሞት ናይቶም ብህግደፍ ዝተሓርዩ ፓትርያርክ ኣቡነ ድዮስቆሮስ ኣብ ታሕሳስ 2015፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብዘይ ፓትርያርክ ትምራሕ ኣላ። ሕጋዊ ፓትርያርክ እታ ቤተ [...]
UPDATED:  ጋቦን፣ ን52 ዓመታት ብሓንቲ ስድራ ዝተዓብለለ ምልኪ ንምእላይ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ፈሺሉ

UPDATED: ጋቦን፣ ን52 ዓመታት ብሓንቲ ስድራ ዝተዓብለለ ምልኪ ንምእላይ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ፈሺሉ

Radio Erena: 07 January 2019 ሰራዊት ጋቦን ንፕረዚደንት እታ ሃገር ዓሊ ቦንጎ ካብ ብወትደራዊ ዕልዋ ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ዘካየዶ ፈተነ ከምዝፈሸለ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ሰራዊት፣ ነቲ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ብወቕዒ ዝ [...]
1 496 497 498 499 500 910 4980 / 9096