Category: News

ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለዉ መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 26 January 2021
ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ብኣን-ኤለን ኤንኮንትር [...]

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ደብዳብ ሞርታራት ምቕጻሉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 January 2021
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ጸጸኒሑ ደብዳብ ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ሱዳን ትሪቡን ንወትሃደራውያን ምንጭታት ሱዳን ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ብ24 [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ መተከል፣ ብዘይሕጋዊ መስርሕ ንኣስታት 2 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 600 ሰባት ተፈቲሖም
Radio Erena: 26 January 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል፣ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝኣሰሮም ልዕሊ 600 ኢትዮጵያውያን፣ ከምዝፈትሐ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
ንሳ [...]

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንጥሜት፣ ህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ከም መሳርሒ ይጥቀመሉ ኣሎ።” ዘ ኢኮኖሚስት
Radio Erena: 25 January 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንጥሜት ከም መሳርሒ ይጥቀመሉ ከምዘሎ ዘ ኢኮኖሚስት ወቒሳ።
እቲ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ መጽሔታት ዓለምና ዝኾነት ዘ ኢኮነሚስት፣ ብ23 ጥሪ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ከምዘጥቀዐ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 January 2021
ምስ ምስሓብ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል፣ ምንቅስቓሳቱ የሐይል ከምዘሎ ዝግለጽ ዘሎ ኣልሸባብ፣ ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያን ጂቡቲን መጥቃዕቲ ከምዘካየደ ተገሊጹ።
ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ እስራኤል ኤምባሲ ክትከፍት ምዃና ኣተንቢሃ
Radio Erena: 25 January 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ ኤምባሲ ክትከፍት ምዃና ኣሚታ።
እታ ሃገር ነዚ ዝኣመተት፣ ካቢነ ሚኒስተራት፣ ብሰንበት 24 ጥሪ ኣብ ዘካ [...]

ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ጀሚራ
Radio Erena: 24 January 2021
ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ዓሰብ ዘራኽባ መስመር ጽርጊያ ምህናጽ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ።
ኣመሓዳሪ ክልል ዓፋር ናይ ኢትዮጵያ ዝተረኽበሉ እቲ ወግዓዊ ስነስርዓት ምምራቕ፣ ሚኒስተር ትራንስፖርት እ [...]

‘መ. ሶማል ደቅና ናብ ኢትዮጵያ የእትዩዎም’፣ ኣዴታት ሶማል
Radio Erena: 24 January 2021
መንግስቲ ሶማል ሰራዊቱ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልኢኹ ተባሂሉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ህዝቡ’ውን ተቓውሞታት እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ማ [...]

ኣብ ዩጋንዳ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጻውዒታት ይቐርብ
Radio Erena: 24 January 2021
ኣብ ዩጋንዳ ኣብ እዋን ፕረዚደንታዊ ምርጫን ድሕሪኡን ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻ ኣካል ክጻረ ጻውዒታት ይቐርብ ኣሎ።
ሓያሎ ኣህጉራውያን ትካላትን መንግስታትን፣ ነቲ ፕረዚደ [...]