Category: News

1 273 274 275 276 277 977 2750 / 9766
ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከምዘብጽሐ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ናብ ትግራይ መድሃኒታት ብነፋሪት ከብጽሕ ከምዝኸኣለ ብ26 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ናይ ግብረ ሰናይ ትካል፣ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ዘስግእ ምዃኑ ተገሊጹ

ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ዘስግእ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ተኸታታሊ ወትሃደራዊ ዕልዋታት ከይክሰት ስግኣታት ከምዘሎ ተንተንቲ ፖለቲካ እቲ ዞባ ኣጠንቂቖም። እቶም ተንተንቲ ነዚ መጠንቐቕታ ዘቕርቡ ዘለዉ፣ ብ24 ጥሪ፣ ወት [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 January 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ ኣብ ዝተወልዐ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ 32 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ድንጉሩትን ማሺናድን ኣብ ዝተባህላ ቁ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 11 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 11 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 26 January 2022 ኣብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝሞቱ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። ሓንቲ ካብቶም ግዳያት ጓል 10 ዓመት ቆልዓ'ያ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ፕሮጀክታት ኣበጊሱ

Radio Erena: 25 January 2022 24 ኣባላት ዝሓቖፈ፣ ላዕለዋይ ዞባዊ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዑደት የካይድ ከምዘሎ፣ እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ24 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ዳግም ከተቖሞ ዝሓሰበት ሓይል ባሕሪ ከምዝፈሸለ ተሓቢሩ

Radio Erena: 25 January 2022 ብኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ኣብ 1991 ምስ ናጽነት ኤርትራ ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዳግም ንምቛም ክሰርሓሉ ዝጸንሐ መደብ ከምዘይተዓወተ ወትሃደራውያን [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ንናጽነት ዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ዝቃለስ ግንባር፣ ካብ መዝገብር ሽበራ ሰሪዝዎ

መንግስቲ ሶማል፣ ንናጽነት ዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ዝቃለስ ግንባር፣ ካብ መዝገብር ሽበራ ሰሪዝዎ

Radio Erena: 25 January 2022 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ነቲ ብሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ዝፍለጥ፣ ንዞባ ኦጋዴን ናይ ኢትዮጵያ ናጻ ንምውጻእ ዝቓለስ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ከምዝሰረዞ ማዕከን ዜና [...]
ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 24 January 2022 ሑቲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዒላማ ንዝገበሮ ከባቢታት ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ኣካይዱ። ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ 24 ጥሪ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኢንዱስትራዊ ዞባ ዳሃህራ [...]
ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተራት ምክልኻልን ውሽጣዊ ጉዳያትን ዘይብሉ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ቆይሙ

ሱዳን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሚኒስተራት ምክልኻልን ውሽጣዊ ጉዳያትን ዘይብሉ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ቆይሙ

Radio Erena: 24 January 2022 መራሒ ናይቲ ኣብ ሱዳን፣ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ 15 ኣባላት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘቖመ ኣፍሊጡ። ጀነራል ኣልቡርሃ [...]
ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ዑቕባ ሓቲቶም

ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ ሆላንድ ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 24 January 2022 ኣብ ዓመተ 2021፣ ኣብ ሆላንድ 36,620 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ፣ ንጸብጻብ በዓል መዚ እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበብ ሸንገን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፣ ኣብዛ ዝሓለፈ [...]
1 273 274 275 276 277 977 2750 / 9766