Category: News

1 228 229 230 231 232 976 2300 / 9757
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 July 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓትን ግጭት ይካየድ ምህላዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። በቲ ኤፍራታን ግድምን ኣብ ዝተባህለ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ምምስራት ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ ፓርላማ ክመክር ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ምምስራት ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ ፓርላማ ክመክር ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 July 2022 ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ኣብ ምምስራት ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎ ብምትኳር ምስ ፓርላማ ሃገሩ ክዛተ ምዃኑ ንኣፈኛኡ ብምጥቃስ ሄብሪው ሜድያ ሓቢራ። እቲ [...]
ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ፊንላንድ፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

Radio Erena: 12 July 2022 መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ግጭታትን ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። እቲ መንግስቲ፣ ሶማል ዝትውልዱ፣ ሱልዳን ሰይድ ኣሕመድ ንዝተባ [...]
ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ

ፓሪስ፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶምን ኣብ ዘካየድዎ ባእሲ ሓደ ተቐቲሉ

Radio Erena: 11 July 2022 ኣብ ሰሜናዊ ፓሪስ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ፣ ሓደ ክቕተል እንከሎ ካልእ ድማ ከምዝቖሰለ ፖሊስ ሓቢሩ። ኣብቲ ናብ ቀዳም 9 ሓምለ ዘውግሐ ለይቲ ዝተላዕለ ባእሲ፣ ብ [...]
ብኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ቀባኣይ ዝፈረዩ ኣሳእል ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርቡ’ዮም

ብኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ቀባኣይ ዝፈረዩ ኣሳእል ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርቡ’ዮም

Radio Erena: 11 July 2022 ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ፣ ፍቕረ ገብረየሱስ ዝፈረየ ናይ ቅብኣ ኣሳእል፣ ካብ 8 መስከረም ክሳብ 22 ጥቅምቲ፣ ኣብ ፓሪስ ንምርኢት ክቐርብ ምዃኑ ኣገልግሎት ፕረስ -PA ሓቢሩ። ስነጥበባ [...]
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ዝጸንሖም ኤርትራውያን ገያሾ መሰናኽላት ይገጥሞም ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ዶላር ገንዘብ ዝጸንሖም ኤርትራውያን ገያሾ መሰናኽላት ይገጥሞም ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 11 July 2022 ብዝተፈላለየ ጉዳያት ናብ ኢትዮጵያ ክመላለሱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ብጉዳይ ሒዞሞ ዝመጹ ብዝሒ ገንዘብ መሰናኽላት ከምዝገጠሞም ሓቢሮም። ሓንቲ [...]
መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

መርማሪት ጉጅለ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኤርትራ፤ ስርሓ ክትቅጽል፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2022 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ዕድመ ስልጣና ብሓደ ዓመት ተናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብሸውዓተ ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፤ ኣብ መንጎ'ቶም 9 ዘሕለ [...]
ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ብቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ናይ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 10 July 2022 ትማሊ ቀዳም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ኣብ ዝተኸብረሉ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን፤ ኣብ ኣገደስቲ ቦታታት መንግስቲ ኮፍ ብምባል ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ ውዒሉ። እቲ ብዘይዕረፍቲ ዝካየድ ዘሎ ሰ [...]
መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም

Radio Erena: 10 July 2022 መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ'ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም። እቶም ካብ 21 ቤተ እምነታት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ሃይማኖት ጎስጓስ ኣብ ዝጀመሩሉ፤ [...]
እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ

Radio Erena: 10 July 2022 እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ። ማዕከናት ዜና እስራኤል ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣምባሳደር እስራኤል ኮይኑ ዝተመዘዘ እስማዒል ኻልዲ ስለዘይተቐበሎ [...]
1 228 229 230 231 232 976 2300 / 9757