Category: News

1 190 191 192 193 194 977 1920 / 9766
ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳን፣ ኣብ ዳህሳስን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 December 2022 ሰራዊት ጂቡቲን ፈረንሳ፣ ኣብ ዳህሳስ፣ ኮለላን ስለያን ዘተኮረ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ልዕሊ 450፣ ኣጋራ ሰራዊት ክልትኤን ሃገራት ዝተሳተፍዎ ልምምድ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ብ 28 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተላባዒ ናይ ውጽኣት ሕ [...]
‘ኢጋድ፣ ምስ ሩስያን ቻይናን ምሕዝነት ክጅምር ኣለዎ።’  ሚ/ጉ/ ወጻኢ ሱዳን

‘ኢጋድ፣ ምስ ሩስያን ቻይናን ምሕዝነት ክጅምር ኣለዎ።’ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 01 December 2022 ሱዳን፣ መበል 48 ዋዕላ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኢጋድ የንእጊዳ። እቲ ብ30 ሕዳር ኣብ ካርቱም ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኣባላት ሃገራት፣ ብፍላይ ድማ ስ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 30 November 2022 ሓይልታት ባሕሪ ሱዳንን ስዑዲ ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ። እቲ 'ፋልክ 5' (Fulk 5) ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ል [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ልዕሊ 860 ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ሃለዋቶም ጠፊኡ

ማእከላይ ባሕሪ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ልዕሊ 860 ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ሃለዋቶም ጠፊኡ

Radio Erena: 30 November 2022 ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምእታው ካብ ዝተበገሱ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ናይ 863 [...]
ካብ 2017 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 10ታት የመናውያን ናብ መንግስቲ የመን ተሰጋጊሮም

ካብ 2017 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 10ታት የመናውያን ናብ መንግስቲ የመን ተሰጋጊሮም

Radio Erena: 30 November 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ 2017 ኣሲራ ናብ ኤርትር ካብ ዘመጽኣቶም 10ታት የመናውያን፣ ኣብ 7 ጥቅምቲ 2022 ናብ ዓዶም ከምዝተሰጋገሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም። እ [...]
ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

Radio Erena: 29 November 2022 ካብ ደቡብ ሱዳን ብሻምብቖታት ኣቢሉ ብመንገዲ ሱዳን ናብ ዕዳጋ ዓለም ክቕረብ ካብ ዝተላእከ ነዳዲ፣ እቲ 446 ሚልዮን ዶላር ዝግመት፣ ናብ መጻርዩ እታ ሃገር ከምዝተኣልየ መንግስቲ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

Radio Erena: 29 November 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ንዝርከብ፣ ሰበ ስልጣን ዝዓርፍሉ ሆቴል ከምዘጥቅዐ ኣካላት ጸጥታ እታ ሃገር ንማዕከናት ዜና ኣረጋጊጾም። ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ [...]
ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ንዝተኣስሩ ኣባ ፍቕረ ማርያም ሓጎስ ኣተኩሮ ክህቡ ጻውዒት ቀሪቡ

ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ንዝተኣስሩ ኣባ ፍቕረ ማርያም ሓጎስ ኣተኩሮ ክህቡ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 November 2022 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣቃልቦ ካቶሊካውያን ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ፍጻሜ፣ 90 ዓመት ዝዕድሚኦም ካርዲናል ጆሴፍ ዘን፣ ኣብ 2019 ኣንጻር ቻይና ኣብ ሆንጎ ንዝተኻየደ ሰልፊ ግዳያ [...]
ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 28 November 2022 ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን፣ 125 ሽሕ ቶን ስርናይ፣ ብረዲኤት ክትልግስ ምዃና ኣፍሊጣ። ካቢነ ሚኒስተራት ዩክሬይን፣ ብ24 ሕዳር ኣ [...]
1 190 191 192 193 194 977 1920 / 9766