Category: News
ኣመሪካ፣ ንሶማል 9 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ኣበርኪታ
Radio Erena: 11 January 2023
ኣመሪካ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምድጋፍ፣ ኣስታት 9 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ወትሃደራዊ ንዋት ከምዘበርከተት፣ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ሞቛድሾ ኣፍሊጡ።
እቲ ብ8 ጥሪ ዝተበርከተ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ፖለቲካውያን ሓይልታትን ናይ መወዳእታ ዘተ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 11 January 2023
ኣብ ሱዳን፣ ሲቪላዊ ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም፣ ኣብ መንጎ'ቲ ብዕልዋ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ሰራዊትን፣ ንሰልፍታት፣ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዝወከሉ ፖለቲካውያን ሓይልታትን [...]
ኤርትራ፣ ንነዊሕ ሰዓታት ዝቕጽል ዘሎ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ንመሰረታዊ ኣገልግሎታት ዕንቅፋት ይኸውን ምህላዉ ነበርቲ የማርሩ
Radio Erena: 11 January 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ ኣስታት 25 ዓመታት ልሙድ ተርእዮ ኮይኑ ዘሎ፣ ንነዊሕ ሰዓታት ዝቕጽል ምቁራጽ ኤሌክትሪክ፣ ንመሰረታዊ ኣገልግሎታትን ዕለታዊ ናብራ ናይቲ ህዝብን ዓንቂፉ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኣይሁዳውያን ዝበጽሖም ግፍዕታት ‘ሆሎኮስት’ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክትምህር’ያ
Radio Erena: 10 January 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ተማሃሮ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ንኣይሁዳውያን ኣብ እዋን ካልኣይ ውግእ ዓለም ዝወረዶም ግፍዕታት ዘዘንቱ ፍጻሜታት ክመሃሩ ምውሳና፣ ንመግ [...]
ኤርትራ፣ ናብ ንጡፍ ኣባልነት ኢጋድ ክትምለስ ፕረዚደንት ኬንያ ጻዕርታት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 January 2023
ኤርትራ ናብ ንጡፍ ኣባልነት ዞባዊ ውድብ መንግስታት በይናዊ በዓል ስልጣን ወይ ኢጋድ ንኽትምለስ፣ ፕረዚደንት ኬንያ፣ ዊልያም ሩቶ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ መርበብ ዜና [...]
ኣትሌት ራሄል ዳኒኤል፣ ኣብ ኢጣልያን ስጳኛን፣ ብሓደ መዓልቲ ተረሓቒሑ ኣብ ዝተኻየደ ክልተ ውድድራት ጉያ መሮር ተዓዊታ
Radio Erena: 10 January 2023
ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል፡ ብዓርቢ 6ን ሰንበት 8ን ጥሪ ተደራራቢ ዓወት ብምሕፋስ ጐብለል ውድድር ጉያ መሮር ኮይና።
ንሳ፡ ኣብ'ቲ ኣብ San Giorgio [...]
German Police Searches an Eritrean who stabbed another
ERENA News: 9 January 2023
The police in the central German state of Hessen released a call to the public to help spotting an Eritrea [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ
Radio Erena: 09 January 2023
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሽፍትነት ባሕሪ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ።
እቲ ካብ 2 [...]
ኣል ሸባብ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ መንግስቲ ሶማል ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 January 2023
ኣብ ሶማል፣ ካብ 2006 ኣትሒዙ ብረታዊ ጎነጽ ዘካይድ ዘሎን ካብ 2011 ድማ ምስ ኣልቃዒዳ ብወግዒ ዝሓበረን ኣልሸባብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ዘተ ይጠልብ ምህላዉ ፈደራላዊ መንግስቲ፣ [...]
ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ዘብጽሐ ኤርትራዊ ብፖሊስ ይህደን ኣሎ
Radio Erena: 08 January 2023
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ባቡር፣ ብ03 ጥሪ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣብ ዝተላዕለ ኣምባጋሮ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንካልእ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ከምዘብጽሓሉ [...]