Category: News
ኣብ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዝተገብረ ኮንፍረንስ ተዛዚሙ
Radio Erena: 05 March 2023
ኣብ ትግራይ ቅዋሚ ክልላዊ መንግስቲ ክሳብ ዝምረጽ፡ ነቲ ክልል ብግዝያውነት ዝመርሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ንምምስራት ዘኽእል ኮንፍረንስ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብረቡዕ 1 መጋቢት ጀሚሩ ን 2ተ መዓል [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ
Radio Erena: 03 March 2023
ብሪጣንያ፣ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ኢራን፣ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ብሪጣንያ ብሓሙስ 2 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እታ ካብ ኢራን [...]
ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ
Radio Erena: 03 March 2023
ቤት ጽሕፈት ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ብሓሙስ ክልተ መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንኣሕመድ ኣልሚራክ ከም መበል 15 ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ጌሩ ከም ዝመዘዞ ተሓቢ [...]
ጀርመን፡ ኤርትራዊ ዜጋ ብቕትለት ተኸሲሱ
Radio Erena: 03 March 2023
ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ኣብ ደቡባዊ ጀርመን ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ጓል 14 ዓመት ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣኽባሪ ሕጊ ናይታ ሃገር ኣንጻር ወዲ 27 ዓመት ጥርጡር ክሲ ከም ዝመስረተ ተሓቢሩ።
[...]
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ
Radio Erena: 02 March 2023
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ።
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ንዝኽሪ ምጅማር ኲናት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒራቕ ምኽንያት ብ [...]
ውሕሃ ጻውዒት ኢትዮጵያ ክነጽግ ተሓቲቱ
Radio Erena: 02 March 2023
ልዕሊ 60 ዝኾኑ ዓለምለኻዊ ትካላት ሰብኣዊ መሰል፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተፈጸመ ገበናት፡ ብነጻ ወጻእተኛ ኣካል ንኸይጸረ ዝገብሮ ዘሎ ዕንቅፋት ጸማም እዝኒ ክወሃቦ፡ [...]
ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ምስ ወራሲ ዓራት ሱዕዲ ዓረብ ከም ዝተዘራረበ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 March 2023
ንክልተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም ናብ ርያድ ዘምርሐ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ምስ ወራሲ ዓራት ንግስነት ሱዕዲ ዓረብ፡ መሓመድ ቢን ሳልማን ተዘራሪቡ።
ኣብቲ ብረቡዕ 1 [...]
ኣርጀንቲናዊ ኣጥቅዓይ ሊዮነል መሲ፡ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ
Radio Erena: 01 March 2023
ኣጥቅዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ፈረንሳዊት ክለፕ ፒ.ኤስ.ጂ.’ን ዝኾነ ሜሲ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸሊሙ።
ብሰኑይ 27 ለካቲት ኣብ ከተማ ፓሪ [...]
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝኸውን ሓገዝ ንቱርኪ ወፍያ
Radio Erena: 01 March 2023
ኢትዮጵያ ንግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝውዕል ሓገዝ ንቱርኪ ከም ዝለኣኸት ተሓቢሩ።
ኣብ 6ተ ለካቲት ኣብ ዶባት ቱርክን ሶርያን ብዝተፈጥረ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊን 50 ሽሕ ሰባት [...]
ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ናብ ሱዕዲ ዓረብ ኣምሪሑ
Radio Erena: 28 February 2023
ፕረዚደንት ኢሳያስ ናይ 2ተ መዓልታት ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም፡ ብሰሉስ 28 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናብ ሱዕድያ ኣምሪሑ።
እቲ ፕረዚደንት ናብ ንጉስ ካልድ ኣህጉራዊ መዓ [...]