Category: News

1 102 103 104 105 106 969 1040 / 9684
ኬንያ: ሓደ ሽሕ ፖሊስ ናብ ሃይቲ ክትልእኽ እያ

ኬንያ: ሓደ ሽሕ ፖሊስ ናብ ሃይቲ ክትልእኽ እያ

Radio Erena: Monday 02 October 2023 ሃይቲ ኣብ ካሪብያን እትርከብ ምስ ዶመኒካን ሪፖብሊክ ብሓባር ኣብ ሓንቲ ደሴት ዝቖመት ንእሽቶ ሃገር እያ። ዝበዝሕ ካብቲ 11.4 ሚልዮን ህዝባ ካብ ኣፍሪቃ ብኤውሮጳ [...]
ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን መፍትሒ ከናዲ ጸቕጢ ይግበረሉ

ሱዳን: ጀነራል ኣል-ቡርሃን መፍትሒ ከናዲ ጸቕጢ ይግበረሉ

Radio Erena: Monday 02 October 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ሓሙሻይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤ [...]
እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ግጭት ቀጺሉ: ሕጂ’ውን ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ግጭት ቀጺሉ: ሕጂ’ውን ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

Radio Erena: Monday, 02 October 2023 ብቀዳም 30 መስከረም ኣብ እስራኤል ከተማ ነታንያ ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን ኤርትራውያን ዳግማይ ግጭት ተኻይዱ። ኣብቲ ግጭት ሓደ ሰብ ብካራ ተወጊኡ ክቕተል [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Sunday, 01 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023   [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ፡ ንብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዱ

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ፡ ንብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዱ

Radio Erena: Friday 29 September 2023 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ: ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ተቓለስቲ ብርጌድ ንሓምዱ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካይዶም:: ገለ ካብቲ ሰለማዊ [...]
ቡርኪናፋሶ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ፈተነ ዕልዋ ከምዝተኻየደሉ ገሊጹ

ቡርኪናፋሶ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ፈተነ ዕልዋ ከምዝተኻየደሉ ገሊጹ

Radio Erena:Friday 29 September 2023 ኣብ ቡርኪና ፋሶ፣ ካብ 30 መስከረም 2022 ኣትሒዙ ብዕልዋ ስልጣን ጨቢጡ ዝርከብ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዓመቱ ፈተነ ዕልዋ ከምዝተኻየደሉ ገሊጹ። እቲ ብካፕቴን [...]
ጂቡቲን ሶማልን 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

ጂቡቲን ሶማልን 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

Radio Erena:Friday 29 September 2023 ኣብ ጂቡቲን ሶማልያን፣ 4.7 ሬክተር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዝጋጠመ ትካላት መጽናዕትን ምድሪን ስነ ምድሪ ሓቢረን። እቲ ብ28 መስከረም፣ ኣብ ሰዓታት [...]
ሶርያ፣ ኣብ ልዕሊኣን ኤርትራ ኣብ እትርከበን ካልኦትን፣ ብምዕራባውያን ሃገራት ተነቢሩ ዘሎ እገዳታት ክልዓል ጸዊዓ

ሶርያ፣ ኣብ ልዕሊኣን ኤርትራ ኣብ እትርከበን ካልኦትን፣ ብምዕራባውያን ሃገራት ተነቢሩ ዘሎ እገዳታት ክልዓል ጸዊዓ

Radio Erena:Friday 29 September 2023   ሶርያ፣ ኣብ ልዕሊኣን ኤርትራ ኣብ እትርከበን ካልኦት ሸሞንተን፣ ብምዕራባውያን ሃገራት ተነቢሩ ዘሎ እገዳታት ክልዓል ጸዊዓ። ብምክትል ሚኒስተር ጉዳ [...]
ፈረንሳ፣ ሬሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ናይ ዝሓለነት ጓል 24 ኤርትራዊት መንእሰይ ተረኺቡ፣ ናይ ካልኦት ከይህሉው መስርሕ ምድላይ ይካየድ ኣሎ

ፈረንሳ፣ ሬሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ናይ ዝሓለነት ጓል 24 ኤርትራዊት መንእሰይ ተረኺቡ፣ ናይ ካልኦት ከይህሉው መስርሕ ምድላይ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: Wednesday 27 September 2023 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ፣ ሬሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ናይ ዝሓለነት ጓል 24 ኤርትራዊት መንእሰይ ከምዝተረኽበ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እታ መ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ኣብ ዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday,27 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን [...]
1 102 103 104 105 106 969 1040 / 9684