Category: News

1 99 100 101 102 103 969 1010 / 9681
ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን፣ 3ይቲ ጓለንስተይቲ ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ስነ ቁጠባ ኮይና

ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን፣ 3ይቲ ጓለንስተይቲ ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል ስነ ቁጠባ ኮይና

Radio Erena: Friday, 13 October 2023 ፕሮፌሰር ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ክላውድያ ጎልዲን ናይ 2023 ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ስነ ቁጠባ ብሙኻን ሽልማት ዓቲራ። እቲ ትማሊ ሰኑይ 9 ጥቅምቲ ንፕሮፌሰር ሃርቫ [...]
ኒጀር፣ ፖለቲካዊ ኩነታትን ባህርያዊ ሓደጋን ዘኸተሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ይብእስ

ኒጀር፣ ፖለቲካዊ ኩነታትን ባህርያዊ ሓደጋን ዘኸተሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ይብእስ

Radio Erena: Friday, 13 October 2023 ኒጀር ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ብልሽውናን፣ ለውጢ ክሊማ ዘኸተሎ ባህርያዊ ሓደጋን ብሚልዮናት ዝቑጸር ህዝቢ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ከም ዘሎ፣ ምውህሃድ ሰብኣዊ ሓገዛት ው [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተራኸበሉ ሚኒስተር ሳምሕ ሹክሪ ሃገሩ ኣብ ጉዳይ እስራኤል ዘለዋ መርገጺ ገሊጹ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተራኸበሉ ሚኒስተር ሳምሕ ሹክሪ ሃገሩ ኣብ ጉዳይ እስራኤል ዘለዋ መርገጺ ገሊጹ

Radio Erena: Friday, 13 October 2023 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪንሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ትማሊ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ ኣብ ካይሮ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘራረበሉ፣ ብ [...]
ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም

ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኾኑ ስደተኛታት ዘሰጋግሩ ዝነበሩ ኣባላት ፖሊስ ተታሒዞም

Radio Erena: Thursday, 12 October 2023 ኣብ ኬንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት ናይ ፖሊሲ መኪና ብፖሊስ ከምዝተታሕዘት መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ኣብታ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

Radio Erena: Thursday, 12 October 2023 ኣብ እስራኤል፣ ብዝተተኮሰ ተወንጫፊ ሮኬታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ንዝነብርዎ መንበሪ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ብዘይካ'ዚ 10ታት ኤርትራውያን ብሰን [...]
ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

Wednesday, 11 October 2023 ኤርትራ: ካብ 7 ክሳብ 10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ቀዳመይቲ ብምውጻእ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ። [...]
ባንክ ዓለም ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ክብል ጸዊዑ

ባንክ ዓለም ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ዕጡቓት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ፣ ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ካብ ክልቲኡ ወገናት ግዳያት ሞት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎምን [...]
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ምስ ዕጡቓት ሓማስ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ነበር [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ይሕተቱ ኣለዉ። ወነንቲ ብሽክለታ፣ ዓመታዊ 20 ናቕፋ ግብርን ዘይከፈልዎ ውንዙፍ ዕዳ [...]
1 99 100 101 102 103 969 1010 / 9681