Category: News
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ወትሃደራትሶማል ናብ ግንባራት ተፋንዮም
Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ወትሃደራት ሶማል ናብ ዓዶም ከምዝተመልሱ መርበባት ዜና ሶማል ሓቢረን።
እቶም ብነፈርቲ ናብ ዓዶም ዝተመልሱ ወትሃደራት፣ ኣብ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም ጁባ ክትግምግሞ እያ
Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023
ደቡብ ሱዳን ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ብሰንደቕ ዕላማ ሰውራዊ ግንባር ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ሓይልታት፣ ዕጡቓትን ዘይዕጡቓትን ጉጅለታት ዝፈረመቶ ስምምዕ ሰላም ጁባ ንምግም [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ኣብ ቀጻሊ ስግኣታት
Radio Erena: Wednesday, 18 October 2023
ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ካብ ቤት ንብረቶም ምምዝባል ከም ዘጋጠሞም ተሓቢሩ።
ሓደ ተኽሊት ዝተባህለ ኤርትራዊ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ትማሊ ሰንበት ምሸ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት መንግስቲ ተቐቲሉ
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ከምዝተቐትለ ተሓቢሩ።
ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓድሽ ኣብ ዝቖመ ክልል ማእከላዊ፣ ኣብ ዞባ ጉራጌ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ።
እቲ ካብ 14 ጥቅምቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ድሕሪ ምስታፎም፣ ዕረፍቲ ተዋሂብዎም ናብ ኣሃዱታቶም ዘይተመልሱ ኣባላት ሰራዊት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ይእሰሩ
Radio Erena: Tuesday, 17 October 2023
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ተሳቲፎም፡ ዕረፍቲ ተዋሂብዎ ካልኣይ ግዜ ናብ ኣሃድኦም ዘይተመልሱ ኣባላት ሰራዊት፣ ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ይ [...]
ኢትዮጵያ፣ 3% ካብ ተመሃሮ ጥራይ ናብ ዩኒቨርሲቲ ይሓልፉ
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኣብ ኢትዮጵያ መሕለፊ ፈተና(ማትሪክ) ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ ካብ ዝወሰዱ ክዕሊ 845 ሽሕ ተመሃሮ እቶም 27 ሽሕ ጥራይ ከምዝሓለፉ እዚ ድማ 3 ሚእታዊት ጥራይ ከምዝኾነ [...]
ሱዳን: ናይ ሰላም ተስፋ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይቕህም
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ኩናት ሓድሕድ ጀነራላት ሱዳን 6ይ ወርሑ ኣቑጺርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ሞት ሰላማውያን ሰባት፣ ስቓይ፣ ዕንወት፣ ከውርድ እንከሎ ሚልዮናት ሰባት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛ [...]
ኣብይ ኣሕመድ ብዛዕባ ባሕሪ ይዛረብ: ልኡላውነት ይደፍር መንግስቲ ኤርትራ የጽቅጥ
Radio Erena: Monday, 16 October 2023
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ባሕሪ ብፍላይ ድማ ቀይሕ ባሕሪ ዝሃቦ መግለጺ ንሓያሎ ኤርትራውያን ከቖጥዕ እንከሎ ብመንግስቲ ኤርትራ ድማ ዛጊት ግብረመ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 15 October 2023
Radio Erena · ሰንበት 15 ጥቅምቲ 2023
[...]