Category: ዜና ኤርትራ
‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’
Radio Erena: 20 October 2022
ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳይ ጸጥታ፣ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን፣ ብመንገዲ ትዊተ [...]
‘ኣብ ትሕቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እትርከብ ኢራን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሮን ልኢኻ።’ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 19 October 2022
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክረምቲ 2021 ካብ ኢራን ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን ከምዝሸመተት ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣቃሊዑ።
እቲ ክፍሊ፣ ብሰሉስ 18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 18 October 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ከምዝተቖጻጸረን ድሕሪ ምርግጋጽ ናብዘን ከተማታት ሰብኣዊ ሓገዛ ክኣቱ ክፈቕድ ምዃኑ ኣስሚርሉ።
[...]
ኣብ ክለባት ዎርልድ ቱር፡ ህላውነቶም ኣውሒሶም ካብ ዘለዉ 7 ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ እቶም 4 ኤርትራውያን’ዮም
Radio Erena: 18 October 2022
ኣብ ቅድድም ብሽክለታ እቲ ዝለዓለ ደረጃ ኣብ ዝኾነ፡ ዎርልድ ቱር ናይ ዝወዳደሩ ብዝሒ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ካብ 3 ናብ 4 ክብ ኢሉ።
ቁጽሪ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ኣሲርዎም
Radio Erena: 17 October
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝኣሰሮም ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
ማእሰርቲ ኣባ ፍቕረማርያም፣ ከም [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 17 October 2022
ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከምዝኸተማ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን ብ14 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሓላፊ ናይ [...]
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኤርትራዊት ብጽሕቲ ወርሒ ናብ ርዋንዳ ክትስጎግ ንዝተዋህባ ትእዛዝ ይቕረታ ሓቲቱ
Radio Erena: 17 October 2022
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፣ ብጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ዝኣተወት፣ ኤርትራዊት ነፍሰጾር፣ ናብ ርዋንዳ ክትስጎግ፣ ሚኒስትሪ ዘቤታዊ ጉዳያት ንዘቕረበላ ትእዛዝ ይቕሬታ ሓቲቱ።
[...]
‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን
Radio Erena: 16 October 2022
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ብምባል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊ [...]
ጀኔቫ፣ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ውድድር ሮቦት ይሳተፉ ኣለዉ
Radio Erena: 14 October 2022
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ሮቦት (robetic competition) ሓሙሽተ ኤርትራውያን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብቲ ካብ 13- ክሳብ 16ጥቅምቲ ዝ [...]
ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን
Radio Erena: 13 October 2022
ኣመሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ደንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድስን ብሪጣንያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክውጽእ ሓባራዊ ጻዊዒት ኣቕሪበን።
እተን ሃገራት ኣብቲ ብ12 ጥቅምቲ [...]