Category: ዜና ኤርትራ
ናይ ሎሚ ቀዳም 03 ሰነ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena: Saturday, 03 June 2023
Radio Erena · ቀዳም 03 ሰነ 2023
[...]
ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቐይዶም ዝጸንሑ 166 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 02 June 2023
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቀይዶም ዝጸንሐ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም
ከምዘፋነዎም ኣራብ ኒውስ፣ ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ ብ31 ግንቦት፣ ኣቃሊሑ።
ሓ [...]
ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ብዙሕ ጉዳያት ንምትሕግጋዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ፕረዚደንት ሩስያ ገሊጹ
Radio Erena: 01 June 2023
ምስ ኤርትራ፣ ኣብ ንግዲን ቁጠባን ዘተኮረ ዝምድናታት ቀዳምነታት ዝወሃቦ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ካልእ ብዙሕ መዳያት ክንተሓጋገዝ ተኽእሎ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሩስያ፣ ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ [...]
ሱዕዲ ዓረብ፣ 500 ኩንታል ተምሪ ብረዲኤት ናብ ኤርትራ ልኢኻ
Radio Erena: 01 June 2023
ስዑዲ ዓረብ፣ 500 ኩንታል ተምሪ፣ ብረዲኤት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ ንጉስ ሳልማን፡ ብረቡዕ 31 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፣ እቲ ናብ ኤርትራ ዝተ [...]
ሆላንድ፣ ኤርትራውያን ንዝፈጠርዎ ባእስን ዕግርግርን ንምህዳእ፣ ብሄሊኮፕተር ዝተሰነዩ ኣሃዱታት ፖሊስ ከምዝወፈሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 30 May 2023
ኣብ ሆላንድ፣ ብኤምባሲ ተወዲቦም፣ መዓልቲ ናጽነት ንምጽንባል ኣብ መንጎ ዝተኣኻኸቡን፣ ለውጢ ዝጠልቡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ብዝተኻየደ ባእስን ዕግርግርን፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝቖሰሉ ንመር [...]
‘ኤርትራ፣ ኣብ 30 ዓመታት ለውጢ ዘየርኣየት ሃገር’ያ።’
Radio Erena: 29 May 2023
ኤርትራ፣ ኣብዚ 30 ዓመታት ለውጢ ዘየርኣየት ሃገራት'ያ ክብል ጸብጻብ ኣህጉራዊ መደበር ራድዮ ፍራንስ ገሊጹ።
እታ ራድዮ ብምኽንያት መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዘቕረበቶ ጸ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ፣ ሓሙሽተ ምምሕዳር ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺሩ ከምዘሎ ሲኤንኤን ሓቢራ
Radio Erena: 29 May 2023
ሰራዊት ኤርትር፣ ዛጊት ኣብ ዝቖጻጸሮ ከባቢታት ትግራይ፣ ረዲኤት ከይኣቱን ተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ናብቲ ከባቢታት ከይበጽሕን ከምዝኸልከለ ሲኤንኤን ሓቢራ።
እታ መርበብ ዜና፣ ኣብቲ ከ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 May 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ኣመንቲ ምስልምና ብዓርቢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ብውሑዱ 2 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን።
እቲ ካብ መስጊድ ኣንዋር፤ ኣዲስ ኣበባ፤ ከምዝተበገሰ [...]
ሶማል፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ተመዛቢሉ
Radio Erena: 26 May 2023
ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሓፈሻ ልዕሊ 43 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ OCHA ኣፍሊጡ።
ኣብ ሶማል፣ ብሰንኪ ደርቂ፣ ኵናትን ዕልቅልቕ፣ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ ‘ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 26 May 2023
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ባህርዳር፣ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ጋንታ ኵዕሶ እግሪ 'ታ ከተማ ብዝተወርወረ ቦምባ 23 ሰባት ቆሲሎም።
ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም።
[...]