Category: ዜና ኤርትራ

1 61 62 63 64 65 633 630 / 6330
ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራዊት ስዊዛዊት ቨሮኒካ ኣልመዶም ሓምላይ ሰልፊ ብምውካል ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ካንቶን ጀኔቫ ትወዳደር ኣላ። ቨሮኒካ ኣልመዶም ኣብዚ ኣብ ዕለት 22 ናይዚ ወርሒ [...]
ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ትሳተፍ ኣላ። ንኤርትራ ወኪሎም ዝወዳደሩ ዘለዉ [...]
ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት  – ብዮናታን ሃብተ

ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

Radio Erena: Sunday, 08 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥቅምቲ 2023   [...]
እስራኤል፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ክዳለዉ ተታሒዞም

እስራኤል፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ክዳለዉ ተታሒዞም

Radio Erena: Friday, 06 October 2023   ኣብ እስራኤል ኣሽዶድ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ክሊ ዕድመ ሰላሳታት ሓምሳታት ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ልዕሊ ካልእ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ኣብ [...]
ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

ቻይና፣ ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ኣዋፊራ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኤርትራ፣ እቶት ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝተሓጋገዙ ክኢላታት ናብ ኤርትራ ከምዘዋፈረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር- ሺንሁዋ ሓቢሩ። ሚኒስትሪ [...]
ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ፣ ኣብ ደገ ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ስድራቤታት ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ፣ ኣብ ደገ ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ስድራቤታት ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Wednesday, 04 October 2023 ኣብ መንጎ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን ዝካየድ ዘሎ ጎነጽን ምቅትታልን፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዝርከብ ሓያሎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 03 October 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደገ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ ምዃኑ፣ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ቤልጁም፣ ሉክዘምበርግን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣቶ ግሩም ኣባይ [...]
እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ግጭት ቀጺሉ: ሕጂ’ውን ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ግጭት ቀጺሉ: ሕጂ’ውን ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

Radio Erena: Monday, 02 October 2023 ብቀዳም 30 መስከረም ኣብ እስራኤል ከተማ ነታንያ ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን ኤርትራውያን ዳግማይ ግጭት ተኻይዱ። ኣብቲ ግጭት ሓደ ሰብ ብካራ ተወጊኡ ክቕተል [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ናይ ሎሚ ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Sunday, 01 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 01 ጥቅምቲ 2023   [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ፡ ንብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዱ

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ፡ ንብርጌድ ንሓመዱ እስራኤል ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊታት ተኻይዱ

Radio Erena: Friday 29 September 2023 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ: ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ተቓለስቲ ብርጌድ ንሓምዱ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካይዶም:: ገለ ካብቲ ሰለማዊ [...]
1 61 62 63 64 65 633 630 / 6330