Category: ዜና ኤርትራ
መንግስቲ እስራኤል 14 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ መሊሱ
መንግስቲ እስራኤል ኣብ ነገቭ፣ ቤት ማእሰርቲ ሳሃሮኒም ዝጸንሑ 14 ኤርትራውያን ትማሊ ሰንበት ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።እቶም ኤርትራውያን ድሕሪ ናይ ሓደ ዓመት ማእሰርቲ ብድሌቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ከም [...]
ኤርትራዊ ብርሃነ መብራህቱ፣ ሸሞንተ ወርሒ ክእሰር ተፈሪዱ
ካብ ፈረንሳን ካብን ናብን ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ስደተኛታት ከሰጋገር ጸኒሑ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ መንእሰይ ብርሃነ መብራህቱ፣ ሸሞንተ ወርሒ ክእሰር ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ሳን ኢለኽ ኮት ኣብ ዝተባህለ ቦታ፣ ኣብ ፍርዲ [...]
ኤርትራ ንመንግስታት ካርቱምን ጁባን ክትሽምግል ሓቲታ
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ እቲ ንመንግስታት ካርቱምን ጁባን ዘሰሓሕብ ዘሎ ነጥብታት ክሽምግል ከምዝደሊ ገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጁባ ዑደት ብምክያ [...]
ሱዳን ሓድሽ ሕጊ መንበሪ ፍቓድ ኣውጺኣ
ሱዳን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይበሎም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ክትሰጎም ምዃና ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኩሎም እቶም ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳብ ዝተ [...]
ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ብልዕሊ 20% ይንህር
ዝቕባበ ባጤራ ናቕፋ ካብ መወዳእታ 2012 ጥራይ ብልዕሊ 20 ሚእታዊት ከምዝንሃረ ተገሊጹ። ኣብ ቁጠባ ሃገራት ዘተኩር ሙንዲ ኢንዴክስ፣ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ኣተኩሩ ኣብ ዘቕረቦ ዝርዝራዊ ጸብጻብ፣ ኤርትራ ኣብ መንጎ ወጻኢታትን ኣታውን [...]
”ፕ. ኢሳይያስ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ” ጋዜጣ ሊበራስዮን
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ ኣፍሪቃ’ዩ ክትብል ጋዜጣ ሊበራስዮን ገሊጻቶ። እታ ጋዜጣ፣ ካብ ህዝባዊ ጅግና ናብ ዕሉል ውልቀ መላኺ ዝተሰጋገረ መራሒ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ [...]
ካናዳ ንቆንስል ኤርትራ ክትሰጎ ወሲና
መንግስቲ ካናዳ ብጉዳይ ምእካብ ክልተ ሚእታዊት ከተጠንቕቖ ንዝጸንሐ ቆንስል ኤርትራ ኣቶ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ከባርሮ ወሲኑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ፣ ነቲ ካብ ኤርትራውያን ክእክቦ ዝጸንሐ ዘይሕጋዊ’ዩ ዝበሎ ክልተ ሚእ [...]
ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል ው.ሕ.ኣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ንኤርትራዊ ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል እቲ ውድብ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ። ባንኪ ሙን፣ ንኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ብደረጃ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት' [...]
መ. ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ተበቲኑ
ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ንዝተጓሃሃረን ዕግርግር፣ ፖሊስ እስራኤል ምሉእ ለይቲ ክብትንዎ ከምዝሓደሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]
ማ.ባሕሪ ናይ ዝሰግሩ ቁጽሪ ኤርትራውያን ይውስኽ
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ እናበኣሰ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብ ትሪፖሊ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓልፋ ክልተ ኣዋርሕ ማለት ኣብ ወርሒ መጋቢትን [...]