Category: ዜና ኤርትራ

1 535 536 537 538 539 633 5370 / 6327
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ካቢነ እታ ሃገር ፈንጢሑ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ካቢነ እታ ሃገር ፈንጢሑ

Radio Erena: 20 January 2015 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዑመር ዓብድራሺድ ዓሊ ሻርማረክ ንካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ፈንጢሑ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ንካቢነ እታ ሃገር ክፍንጥሕ ዝተገደደሉ ምኽንያት፣ ኣቐዲሙ ዝረቑሖም 26 [...]
ንቅትለት ኤርትራዊ ኻልድ ኢድሪስ ኣብ ጀርመን ዝኹነን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ

ንቅትለት ኤርትራዊ ኻልድ ኢድሪስ ኣብ ጀርመን ዝኹነን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 19 January 2015 ንቅትለት ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ኻልድ ኢድሪስ ኣብ ጀርመን ዝኹነን ሰለማዊ ሰልፍታት ይካየድ ኣሎ። ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ካልድ ኢድሪስ፣ ዝተቐትለሉ ምኽንያት ዓሌታዊ'ዩ ዝበሉ ኣብ ዝተፈላለየ [...]
ብደረጃ ዓለም ልዕሊ 7 ሚልዮን ቅድሓት ዝሸጠት ናይ መሓመድ ካርቱን ዝሓዘት ጋዜጣ ሻርሊ ኤብዶ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዓለም ከኣ ተቓውሞታት ኣለዓዒላ

ብደረጃ ዓለም ልዕሊ 7 ሚልዮን ቅድሓት ዝሸጠት ናይ መሓመድ ካርቱን ዝሓዘት ጋዜጣ ሻርሊ ኤብዶ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዓለም ከኣ ተቓውሞታት ኣለዓዒላ

Radio Erena: 19 January 2015 መንግስቲ የመን፣ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ክህልዎም ዝኽእልክልተ ናይ ፈረንሳ ዜግነት ዘለዎም ጥርጡራት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቶም ጥርጡራት ቅድሚ'ቲ ኣብ ፓሪስ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታ [...]
ጅቡቲ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ምስ መንግስቲ የመን ከምእትተሓባበር ገሊጻ

ጅቡቲ ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ባሕሪ ምስ መንግስቲ የመን ከምእትተሓባበር ገሊጻ

Radio Erena: 19 January 2015 ጅቡቲ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ምስ መንግስቲ የመን ከምእትተሓባበር ኣረጋጊጻ። እታ ስትራቴጅያዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ እትውነን ጅቡቲ፣ ነዚ ዘረጋገጸ ኣብ ሰንዓ ዝርከብ ኣምባሳደራ መሓመድ [...]
ኣብ ኤርትራ ተኽእሎ ወትሃደራዊ ዕልዋ ኣሎ ዶ? ስርሒት ፎርቶ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ

ኣብ ኤርትራ ተኽእሎ ወትሃደራዊ ዕልዋ ኣሎ ዶ? ስርሒት ፎርቶ ኣብ ካልኣይ ዓመቱ

Radio Erena: 16 January 2015      ፖለቲካዊ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ናይተን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ፍልይ ዘብሎ ዝመስል ጠባያት ከምዘለዎ ሚኪኤላ ሮንግ ኣብታ I did't Do It for You እትብል መጽሓፋ ከተንጸ [...]
ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ተቀቲሉ

ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ተቀቲሉ

Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ ጀርመን ከተማ ድረስደን ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ተቀቲሉ። 25 ሽሕ ዝኾኑ ዓቓባውያን ጀረመናውያን፣ ኣብታ ከተማ ኣንጻር ኣመንቲ ምስልምና ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካይዱሉ ዘለዉ እዋን'ዩ ወዲ 2 [...]
ብተደጋጋሚ መጸዋዕታ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ ኣቦታት፣ ሎሚ ሮቡዕ 15 ጥሪ ክወርዱ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም

ብተደጋጋሚ መጸዋዕታ ናብ ታዕሊም ዘይወረዱ ኣቦታት፣ ሎሚ ሮቡዕ 15 ጥሪ ክወርዱ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም

Radio Erena: 15 January 2015 ንሰኑይ 12 ጥሪ ናብ ታዕሊም ክብገሱ ዝተነግሮም ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኣቦታት፣ መብዛሕቶም ክብገሱ ብዘይምኽኣሎም፣ ሓያሎ ምምሕዳራት ከተማ ኣስመራ ንሎሚ ሮቡዕ 15 ጥሪ ክብገሱ ምስ [...]
ኣብ የመን ዝመደበሩ ኣልቓዒዳ፣ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብወግዒ ሓለፍነት ወሲዱ

ኣብ የመን ዝመደበሩ ኣልቓዒዳ፣ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብወግዒ ሓለፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ የመን ዝመደበሩ ጉጅለ ኣልቓዒዳ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ከምዝወሰደ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነቲ 12 ሰባት ዝቀተለ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሓዊ ተቓጺሉ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሓዊ ተቓጺሉ

Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ሪያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ሎሚ ንግሆ ብሓዊ ከምዝተቓጸለ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ጠንቂ'ቲ ባርዕ ብወግዒ'ኳ እንተዘይተሓበረ፣ ሓደ ኣባል'ቲ [...]
Charlie Hebdo ኣብ ጎደና ሓርነት

Charlie Hebdo ኣብ ጎደና ሓርነት

Radio Erena: 14 January 2015 Report by Amanuel Ghirmai Bahta      ኢራናዊ ኪያኑሽ ራምዛኒ፣ ካፈቴክ ኣብ ዝተባህለ ሰኣልትን ካርቱኒስትን ኣብ ዘዘውትርዎ ማእከል ፓሪስ ዝርከብ ቤት ሻሂ ኣጋይሽ ክቕበል [...]
1 535 536 537 538 539 633 5370 / 6327