Category: ዜና ኤርትራ

1 523 524 525 526 527 633 5250 / 6329
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣባላት ኦነግ ኣብ ኣፋምቦ ተኣሲሮም ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣባላት ኦነግ ኣብ ኣፋምቦ ተኣሲሮም ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 17 March 2015 ሓያሎ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ግንባር ሓርነት ኦርሞ፣ ኣብ ኣፋምቦ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዶም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ቁጽሮም ብልክዕ ክፍለጥ ዘይ [...]
ቀጠር ሳላ እትኽተሎ ክፉት ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ከም ናይ ኤርትራን ጅቡትን ዝኣመሰለ ጉዳያት ክትሽምግል ምኽኣላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ገሊጹ

ቀጠር ሳላ እትኽተሎ ክፉት ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ከም ናይ ኤርትራን ጅቡትን ዝኣመሰለ ጉዳያት ክትሽምግል ምኽኣላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 17 March 2015 ቀጠር ሳላ እትኽተሎ ክፉት ናይ ወጻኢ ፖሊሲ፣ ከም ናይ ኤርትራን ጅቡትን ዝኣመሰለ ጉዳያት ንምሽምጋል ከምዝኸኣለት ምክትል ሚኒስተር ጉዳዯት ወጻኢን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብዱራ [...]
ተቓወምቲ ሑቲ፣ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ሒዞሞም ንዝጸንሑ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ለቒቖም

ተቓወምቲ ሑቲ፣ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ሒዞሞም ንዝጸንሑ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ለቒቖም

Radio Erena: 17 March 2015 ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን፣ ንከተማ ሰንዓ ድሕሪ ምቑጻሮም ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ሒዞሞም ንዝጸንሑ ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣባላት ካቢነኡን ትማሊ ከምዝለቐቕዎም ኣሶሸትድ ፕረስ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቶ [...]
ኣብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ብሰንኪ ምፍራስ ኣባይቲ ሕጂ’ውን ተወሳኺ ወጥሪ ይርአ ኣሎ

ኣብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ብሰንኪ ምፍራስ ኣባይቲ ሕጂ’ውን ተወሳኺ ወጥሪ ይርአ ኣሎ

Radio Erena: 16 March 2016 ኣብ ቀዳመ-ሰንበት ብርክት ዝበሉ ኣባላት ሰራዊት ናብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ዘእቱን ዘውጽእን መንገድታት ኬላታት ብሙቛም፣ ምንቕስቓስ ህዝቢ ደሪቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ106 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ቀይዱ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ106 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ቀይዱ

Radio Erena: 16 March 2016 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ የመን ዝሰግሩ ዝነበሩ 106 ዜጋታት ኢትዮጵያን ሶማልን ከምዝቐየደ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ፑንትላንድ ኣድሚራ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኢትዮጵያ ዑደቱ ናብ ጅቡቲ’ውን ምብጻሕ ፈጺሙ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኢትዮጵያ ዑደቱ ናብ ጅቡቲ’ውን ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 16 March 2016 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓብድረሽድ ዓሊ ሻርማርክ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ዑደት ኣብ ጅቡቲ'ውን ተመሳሳሊ ምብጻሕ ብምክያድ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ተዘራሪቡ። እቲ ቀዳማይ ሚ [...]
ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ብዓወት ኤርትራዊ መኽሰብ ደበሳይ ፈሊሙ

ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ብዓወት ኤርትራዊ መኽሰብ ደበሳይ ፈሊሙ

Radio Erena : 13 March 2015 ኣብ ኣልጀርያ ዝካየድ፡ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ብሊዳ፡ ትማሊ ሓሙስ 12 መጋቢት፡ ብዓወት ተቐዳዳማይ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ መኽሰብ ደበሳይ ፈሊሙ። ኣብቲ ትማሊ 140.8 ኪሎ ሜትር ር [...]
ሰራዊት የመን 53 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ቀይዱ

ሰራዊት የመን 53 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ቀይዱ

Radio Erena : 13 March 2015 ሰራዊት የመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣትዉ 53 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ከምዝቐየደ ጋዜጣ የመን ይታይምስ ሓቢራ። እቶም ቀይሕ ባሕሪ ብምቁራጽ ሞሻ ናብ ዝተባህለት ንእሽቶ ወደብ እ [...]
ቢቢሲ ካብ ኤርትራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፣ ርእይቶኦም ክገልጹ ካብ ዝተወከሶም 37 ኤርትራውያን ብሰንኪ ፍርሒ ሓሳቦም ብናጻ ክገልጹ ከምዘይከኣሉ ኣረጋጊጹ

ቢቢሲ ካብ ኤርትራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፣ ርእይቶኦም ክገልጹ ካብ ዝተወከሶም 37 ኤርትራውያን ብሰንኪ ፍርሒ ሓሳቦም ብናጻ ክገልጹ ከምዘይከኣሉ ኣረጋጊጹ

Radio Erena : 13 March 2015 ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምእታው ንመጀመርያ ምሉእ ጸብጻብ ከተዳሉ ዝተፈቕደላ ጋዜጠኛ ማዕከን ዜና ቢቢሲ፣ ብኣፈኛ ፕረዚደንት ኣቶ የመነ ገበረኣብ ንዝተዋህባ፣ ኣብ ኤርትራ መሰል ሓሳብካ ምግላጽ ከም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ደምህት ክተሓባበሩ ጸኒሖም ንዝበሎም  ክልተ ነበርቲ መቐለ ቀይዱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ደምህት ክተሓባበሩ ጸኒሖም ንዝበሎም ክልተ ነበርቲ መቐለ ቀይዱ

Radio Erena: 12 March 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝመደበሩ ዕጡቕ ተቓዋሚ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ርክብ ኔርኩም ንዝበሎም ክልተ ተቐማጦ ከተማ መቐለ ቀይዱ። ዘ ሪፖርተር ኣብ ናይ ት [...]
1 523 524 525 526 527 633 5250 / 6329