Category: ዜና ኤርትራ

ስዑዲ ዓረብ ዝመራሒተን ሃገራት ወሽመጥ ኣብ የመን ዝጀመርኦ ደብዳብ ብጽዑቕ ይቕጽል
Radio Erena: 27 March 2015 ስዑዲ ዓረብ ዝመራሒተን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ኣብ የመን ናይ ነፈርትን ሚሳይላትን ደብዳብ የካይዳ ኣለዋ። ተቓወምቲ ሑቲ፣ ንመላእ እታ ሃገር ንምቁጽጻር ኣብ ከተማ ዓደን ኵናት ኣብ ዘካይድሉ ዘለ [...]

ባይቶ ደቡብ ሱዳን ንዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሳልቫኪር ንተወሳኺ ሰለስተ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ
Radio Erena: 26 March 2015 ባይቶ ደቡብ ሱዳን ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሳልቫኪር ንተወሳኺ ሰለስተ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ባይቶ ብሰሉስ 24 መጋቢት ነዚ ዝወሰነ፣ ደቡብ ሱዳን ኣብ ናይ ጸጥታ ሓደ ብምህላዋ፣ ናይ ስልጣ [...]

ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኬንያ ኣብ ዶባ ክትሃንጾ ዝወሰነት መንደቕ ተቃዊምዎ
Radio Erena: 26 March 2015 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኬንያ ኣብ ዶብ ሶማል ናይ ጸጥታ ዞባ ክቐውም ንዘሕለፈቶ ውሳነ ተቓዊምዎ። መንግስቲ ኬንያ፣ ናይ ጸጥታ ዞባ ከተቕውም ጥራይ ዘይኮነ፣ ንሓያሎ ክፋል እቲ ዘስግእ ቦታታት [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ምብርካት ንዋሕዚ ስደተኛታት ክገትኦ ይኽእል’ዩ ክብል ገሊጹ
Radio Erena : 25 March 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ምብርካት፣ ነቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዝብእስ ዘሎ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክገትኦ ይኽእል'ዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ገሊጹ። ኮሚሽነር እቲ ሕብ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ብጉዳይ የመን ብዝምልከት ናብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena : 25 March 2015 መንግስቲ ኤርትራ ብጉዳይ የመን ዝምልከት ናብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ደብዳቤ ልኢኹ። ኣብ የመን ዘሎ ኩነታት፣ ንኹለን እተን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት ሻቕሎት ፈጢሩለን ኣብ ዘሎ ግዜ፣ መንግ [...]

ጅቡቲ መዓልታዊ 100 ሚልዮን ሊትሮ ማይ ካብ ኢትዮጵያ ብናጻ ንምርካብ ዘኽእላ ፕሮጀክት ተጀሚሩ
Radio Erena : 25 March 2015 ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ማይ ንምርካብ ዘኽእላ ሓድሽ ፕሮጀክት ተጀሚሩ። እዚ ሓዳጋላ ካብ ዝተባህለ ቦታ ኢትዮጵያ ናብ ውሽጢ ከተማታት ጅቡቲ ዝዝርጋሕ ኣገልግሎት ማይ ናይ ምብጻሕ ፕሮጀክ [...]

መራሕቲ ኢትዮጵያ ሱዳንን ግብጽን ንኣጠቓቕማ ናይል ዝምልከት ስምምዕ ከቲሞ
Radio Erena: 24 March 2015 መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ንኣጠቓቕማ ናይል ዝምልከት መባእታዊ ስምምዕ ከቲሞም። ሰለስትኦም መራሕቲ ናይዘን ናይል ዘቛርጸን ሃገራት፣ ትማሊ ሰኑይ 23 መጋቢት ኣብ ቤት መንግስቲ ካርቱም [...]

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ሶማል ናይ ጸጥታ ዞባ ከተቕውም’ያ
Radio Erena: 24 March 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ምስ ሶማል ዘዳውቦ ከባቢታት ናይ ጸጥታ ዞባ ከቕውም ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ንጋዜጣ ካፒታል ኤፍ.ኤም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ መንግስቲ ኬንያ ነቲ ካብ [...]

ተቓወምቲ የመን ንከተማ ጣይዝ ተቖጻጺሮም
Radio Erena: 24 March 2015 ተቓወምቲ የመን፣ እብታ ሃገር ብዕብየታ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ንእትስራዕ ከተማ ጣይዝ ተቖጻጺሮም። ነታ ኣብ ደቡብ የመን እትርከብ ናብ ባብ ኤልመንደብ ቅርበት ዘለዋ ከተማ፣ ንምቁጽጻር ክሳብ ትማሊ [...]

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ቢሻ ዝተፈጸመ ‘ገበናዊ መጥቃዕቲ’ ዝኾነ ጽልዋ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 23 March 2015 ኣብ ኤርትራ ዕደና ወርቕን ዝተፈላለየ ማዕድናትን ዘካይዶ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ኣብ ቢሻ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ ‘ኣዕናዊ ገበናዊ መጥቃዕቲ’ (V [...]