Category: ዜና ኤርትራ

1 518 519 520 521 522 633 5200 / 6329
Update : ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ዘካየዶ ዝርርብ ጽሟቕ ትሕዝቶ

Update : ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ዘካየዶ ዝርርብ ጽሟቕ ትሕዝቶ

Radio Erena : 10 April 2015 ልኡኽ ኢጣልያ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣማኻሪኡ የማነ ገብርኣብን ብዕምቖት ዝተዘራረበሎም ሰለስተ ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ'ዮም፣- 1. ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ ኮይኑ፣ ኤ [...]
ብሞት 47 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝተኸሰሳ ጥርጡራት ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪበን

ብሞት 47 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝተኸሰሳ ጥርጡራት ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪበን

Radio Erena : 10 April 2015 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ክነጥፋ ከምዝጸንሓ ዝተጠርጠራ ክልተ ኢትዮጵውያን፣ ብሞት 47 ኢትዮጵያውያን ተኸሲሰን ኣብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረባ ዘ ሪፖርተር ኣብ ናይ ትማሊ ጸብጻቡ ገሊጹ። [...]
ምርጫ ሱዳን ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተረፎ ግዜ፣ መንግስቲ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ክልተ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ለቒቑ

ምርጫ ሱዳን ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተረፎ ግዜ፣ መንግስቲ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ ክልተ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ለቒቑ

Radio Erena : 10 April 2015 ምርጫ ሱዳን ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተረፈሉ ግዜ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሒዝዎም ንዝጸንሐ ክልተ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ለቑቒ። መንግስቲ ሱዳን ነዞም ንኣስታት 4 ኣዋህሕ [...]
ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘካየዶ ዝርርብ፣ ‘ትርጉም ኣልቦ’ ክብል ደምዲሙ

ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘካየዶ ዝርርብ፣ ‘ትርጉም ኣልቦ’ ክብል ደምዲሙ

Radio Erena: 09 April 2015 ከም መቀጸልታ ናይቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ጽገናዊ ለውጢ ንምትእትታው ዝገብሮ ዘሎ ሓድሽ ጻዕርታት፣ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደን [...]
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ብዛዕባ ሓድሽ ምዕባለታት ርክብ  ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ብዝምልከት ንኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት መብርሂ ሂቦም

ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ብዛዕባ ሓድሽ ምዕባለታት ርክብ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ብዝምልከት ንኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት መብርሂ ሂቦም

Radio Erena: 09 April 2015 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ንፍሉያት ኣባላት ኤምባሲታት ሃገራት ኤውሮጳ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ [...]
እስራኤል ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንዘለዋ ፖሊሲ ንምቕዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ክካይድ’ዩ

እስራኤል ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንዘለዋ ፖሊሲ ንምቕዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ክካይድ’ዩ

Radio Erena: 09 April 2015 እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝርከብዎም ስደተኛታት እትኽተሎ ዘላ ፖሊሲ ንምቅዋም፣ ንሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ [...]
መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ኣቢሉ፣ ናይ 86 ሰባት ናይ ባንክ ሕሳብ ድማ ኣደስኪሉ

መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ኣቢሉ፣ ናይ 86 ሰባት ናይ ባንክ ሕሳብ ድማ ኣደስኪሉ

Radio Erena: 09 April 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ካብታ ሃገር ናብ ሶማል ብሕጋዊ መንገዲ ዝካየድ ዝነበረ ገንዘብ ናይ ምልኣኽን ምሕዋልን ንጥፈታት ደው ኣቢልዎ። እቲ መንግስቲ፣ ካብ ኬንያ ናብ ሶማልያ ገንዘብ ኣብ ምሕዋል ዝነጥ [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ትብል

ብሪጣንያ፣ ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ትብል

Radio Erena : 08 April 2015 ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ፣ ‘ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ኣይክገጥሞምን’ዩ’ ምባሉ ተነቒፉ። እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ነዚ መደምደም [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ተጸጊዐን

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ተጸጊዐን

Radio Erena : 08 April 2015 ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ናብ ፖርት ሱዳን ተጸጊዐን። እተን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተሓበረ ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ትማሊ ናብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝተጸግዓሉ፣ ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን ድሙቕ ኣቐባብላ [...]
ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ክስደዱ ጀሚሮም

ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ክስደዱ ጀሚሮም

Radio Erena : 08 April 2015 ኣብ የመን ካብ ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብን ኵናት ሓድሕድን ዝሃደሙ ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ይኣትዉ ኣለዉ። ሓደ ሚልዮን ዘይበጽሕ ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጅቡቲ፣ ካብ የመን ከጋጥማ ንዝክእል [...]
1 518 519 520 521 522 633 5200 / 6329