Category: ዜና ኤርትራ

ኮሚሽን ኤውሮጳን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘትዮም
Radio Erena: 23 April 2015 ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ ዦን ክሉድ ጁንከር፣ ምስቲ ብኮምሽነር ዶክተር ድላሚኒ ዙማ ዝተምረሐ ወከልቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ ብምርኻብ፣ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጸጥታ፣ ደሞክራስ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት መግቢ ብዘጻወዶ ነታጕ ብውሕዱ 10 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 23 April 2015 ኣልሸባብ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ሶማልያን ዶባት ኬንያን ከካይዶ ዝጸንሐ ተኸታታሊ ሽበራዊ መጥቃዕታት፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ሓደ ቤት መግቢ መኪና ነታጕ ብምጽዋድ ብውሕዱ 10 ሰባት ቀቲሉ። [...]

ስዑዲ ዓረብ ናይ የመን ወትሃደራዊ ስርሒት ደው ከምዘበለቶ ትገልጽ፣ ግጭት የመን ግና ይቕጽል
Radio Erena: 23 April 2015 ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ኣንጻር ሑቲ ከተካይዶ ዝጸንሐት ጽዑቕ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ኣብ የመን ፖለቲካዊ ፍታሕ ከምጽእ ዝኽእል ኣንፈት ስለዝተረ [...]

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ተገሊጹ
Radio Erena: 22 April 2015 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን ምዃኖም ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ነዚ ሓበሬታ ዝህብ ዘሎ፣ [...]

እስራኤል ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ሩዋንዳ ንምስጓጎም ንእትገብሮ ዘላ ጻዕሪ ንምቅዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 22 April 2015 እስራኤል፣ ኣብ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝርከብዎም ስደተኛታት እትኽተሎ ዘላ ፖሊሲ ንምቅዋም፣ ብሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። [...]

ደቂንስትዮን ካብ ወጻኢ ሃገራት ተመሊሶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡን ናብ ታዕሊም ክወርዱ መጸዋዕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 21 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ክሳብ 65 ዓመት ንዝዕድሚኦም ኣቦታት ከካይዶ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ታዕሊም፣ ኩለን ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ንዝዕድሚኤን ደቂንስትዮ ከምኡ ድማ ካብ ወጻኢ ተ [...]

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣስታት 100 ስደተኛታት ሒዙ ከምዘሎ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ይገልጹ
Radio Erena: 21 April 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ዜጋታት ኢትዮጵያን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት ሓደ ሚእቲ 100 ስደተኛታት ሒዙ ከምዘሎ ተገሊጹ። ድሕሪ'ቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ 30 ኣመንቲ ክርስትና ዝኾኑ ኢትዮጵያ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ብሰንኪ ብዝሒ ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ
Radio Erena: 21 April 2015 ዋሕዚ ስደተኛታትን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጥም ዘሎ ሞትን ገኒኑ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይቲ 28 ኣባላት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ትማሊ ሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሉክሰምበርግ [...]

መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሃገሩ ክመሃሩ ንዝደልዩ ተማሃሮ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪዛ ከምዘየድልዮም ኣፍሊጡ
Radio Erena: 21 April 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብታ ሃገር ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቶም ክቕጽሉ ንዝደልዩ ዜጋታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪዛ ይኹን ካልእ ናብታ ሃገር ንምእታው ዘድሊ ፍቓድ ኣልዒልዎ። እቲ መንግስቲ ነዚ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ብውሕዱ ሸውዓተ ሰራሕተኛታት ህቡራት ሃገራት ቀቲሉ
Radio Erena: 21 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ሰሜናዊ ሶማልያ ኣብ እትርከብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ነታጕ ብምጽዋድ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕሱ ሸውዓት ሰባት ቀቲሉ። እቲ ኣብ ሲቪላዊ ትካል ንዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገ [...]