Category: ዜና ኤርትራ
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ኣብታ ሃገር እቲ ዝበለጸ ቅዲ ኣከዳድና ዝኽተል ተባሂሉ ብወግዒ ተሰይሙ
Radio Erena: 20 March 2017 መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን፣ ኣብታ ሃገር እቲ ዝበለጸ ቅዲ ኣከዳድና ዝኽተል ተባሂሉ ከምዝተሰየመ ወግዓዊ መግለጺ መንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ብሰነት 19 መጋቢት ዝ [...]
ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 20 ሚልዮን ህዝቢ ሓደጋ ደርቂ ተቓሊዑ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 17 March 2017 ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንኣስታት 20 ሚልዮን ህዝቢ ጸልዩ ከምዘሎ ኣህጉራውያን ትካላት ይገልጻ። ነዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ሶማልን ኬንያን ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደ [...]
ናብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለም ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከየካይድ ዝተኣገደ መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ዘካየዶ በረራታት ንምስፋሕ ይውጥን
Radio Erena: 17 March 2017 ናብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለም ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከየካይድ ዝተኣገደ መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ናብ ኤርትራ ዘካይዶ በረራታት የስፍሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ፣ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ብቕዓት ተጓዓዝቲ ናብ ሓ [...]
ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሰግሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም 39 ሚእታዊት ቆልዑ ምዃኖም ተገሊጹ
Radio Erena: 16 March 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ምዕራብ ሽረ ኣብ ዝርከብ፣ ማእከል ምጽራይ ስደተኛታት እንዳባጉና፣ ካብ ዝምዝገቡ ዘለዉ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም 39 ሚእታዊት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 March 2017 ኣብቲ ንኢትይጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘዳውብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርከቡ ዓሌታት ብዝካየድዎ ግጭት ብውሕዱ 28 ከምዝተቀትሉ ንሰበስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። ኣብቲ ብ10ን 12ን [...]
ፕርዚደንት ትራምፕን ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማንን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም
Radio Erena: 16 March 2017 ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ወራሲ ዓራትን ሚኒስተር ምክልኻልን ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ብምርኻብ ኣብ ህሉው ዝምድና ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን ከምኡ ድማ ኣብ ጉዳይ የመን የመን [...]
ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ሞሮኮ ይበጽሕ፣ ንጉስ ‘ታ ሃገር ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 15 March 2017 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን፣ ክልተ ሰባት ጥራይ ዝሓቖፈ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሰርብያ ድሕሪ ዘካየዶ ናይ ክ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኩምራ ጎሓፍ ተደፊኖም ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 82 ዓሪጉ
Radio Erena: 15 March 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ብቀዳም 11 መጋቢት ኣብ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍራስ ኩምራ ጉሓፍ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 82 ከምዝዓረገ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ንሓያሎ ዓመታት ክኹመር ዝጸን [...]
ኬንያ፣ ን100 መዓልታት ዝቐጸለ ኣድማ ሓካይም መዕለቢ ረኺቡ
Radio Erena: 15 March 2017 ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣድማ ካከይዱ ዝጸንሑ ሓካይም ኬንያ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ብዝኸተምዎ ስምምዕ ናብ ስርሖም ክምለሱ ከምዝወሰኑ መግለጺ መንግስቲ ካብ ናይሮቢ ኣፍሊጡ። ኣሽሓት ሰብ ሞያ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ
Radio Erena: 14 March 2017 ኣብ ግብጽን ጋቦንን፣ ኣብ ዝተኻየደ ዓበይቲ ቅድድማት ኣህጉርና ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝወርሐት ኤርትራ፡ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI)፡ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ [...]