Category: ዜና ኤርትራ
ሞቛድሾ፣ ዝኸበደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 270 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 16 October 2017 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ብቀዳም 14 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 270 ሰባት ተቐቲሎም። እዚ ኣስታት 200 ሰባት'ውን ኣቑሲሉ ዘሎ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ነታጕ ብምጽዋ [...]
ስዊዘርላንድ ንኤርትራ እትህቦ ተክኒካዊ ሓገዝ ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 October 2017 ስዊዘርላንድ ንኤርትራ እትህቦ ተክኒካዊ ሓገዝ ንዓሰርተ ዓመታት ኣቋሪጻቶ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ዳግማይ ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ። ኣብ ከተማ ዙሪክ እትሕተም ጋዜጣ ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዘቕረበቶ ጸ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 606 ስደተኛታት ካብ ሓደጋ ባሕሪ ድሒኖም
Radio Erena: 15 October 2017 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 606 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ናይ ሞት ሓደጋ ድሒኖም ክብላ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቶም ኣብዚ [...]
ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ብዋሕዲ መሻርፍን ብልሽውና ኣዘዝትን የማርሩ
Radio Erena: 13 October 2017 ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ኣባላት ሰራዊት ክኹብሉሉን ናብ ስደት ክውሕዙን ኣብዚ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ግኑን ተርእዮ ምዃኑ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ከኣ ብዝ [...]
ሊብያ፣ ሚሊሻ ንሓድሕዶም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ስደተኛታት ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ከምዝኾኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 October 2017 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ዝነጥፉ ሚሊሻታት ሊብያ ንሓድሕዶም ብዝኸፈትዎ ቶዅሲ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓያሎ ስደተኛታት ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ከምዝኾኑ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ኣማኢት [...]
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 98 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተለቒቖም
Radio Erena: 11 October 2017 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 98 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝተለቁ ኣገልግሎት ዜና የመን-ሳባ ሓቢሩ። እቶም የመናውያን፣ ኣብ ክሊ ማያ የመን ዓሳ እናገፈፉ፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ብሓይሊ [...]
ሓደ ካብ ዓበይቲ ኩባንያታት ህንዲ ዝኾነ ኢሰል፣ ኣብ ባዳ ኣብ ኩዕታ ፖታሽ ክዋፈር’ዩ
Radio Erena: 11 October 2017 ኢሰል ዝተባህለ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኩባንያታት ዕደና ህንዲ፣ ኣብ ኩዕታ ናይቲ ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ደቡባዊ ምብራቕ፣ ከባቢ ባዳ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዕደና ፖታሽ ክዋፈር ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባ [...]
ሱድንን ኢትዮጵያን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ሓባራዊ ናይ ጸጥታ ኣሃዱ ከቑማ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 11 October 2017 ሱድንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶብ ክልትኤን ሃገራት ንዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ሓባራዊ ናይ ጸጥታ ኣሃዱ ከቑማ ከምዝተሰማምዓ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ዝስም [...]
ክለብ ኤሪተል፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ቻይና ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ
Radio Erena: 10 October 2017 ሓንቲ ካብ ክለባት ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ዝኾነት ክለብ ኤሪተል፣ ሎሚ ሰሉስ 10 ጥቅምቲ ኣብ ቻይና ዝጅምር ቅድድም ብሽክለታ ቱር ታይሁ ለይክ ክትሳተፍ'ያ። ኣብቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ ዝቕጽ [...]
ንኤርትራ 12 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንብረት ዝሸጠላ ኩባንያ ደሊዝያ፣ ሕሳበይ ኣይተኸፈልኩን ኢሉ ይኸስስ
Radio Erena: 09 October 2017 ኣብ 2003 መለዋወጢ ኣቑሑ ነፈርቲ ኵናት ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዝሸጠሉ ዝጠቐሰ ደሊዝያ ዝተባህለ ኩባንያ፣ እቲ መንግስቲ ዛጊት ዝተረፈ ሕሳቡ ከምዘይከፈሎ ከሲሱ። ዝተፈላለዩ ምንጭታት ብዘቕር [...]