Category: ዜና ኤርትራ
ብወትሃደራውያን መምርሒ ዝመሓደራ ኮለጃት ኤርትራ፣ ፍሽለት ከምዘጋጠመን ተገምጊሙ
Radio Erena: 29 November 2017 ንኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብምዕጻው፣ ብወትሃደራዊ መምርሒ ዝመሓደራ ኮለጃት ዝኸፈተ መንግስቲ ኤርትራ፣ ክሳራታተን እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ተገምጊሙ። ነዚ ሓበሬታ'ዚ ዝልኣኹ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
“ርዋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ኣስታት 10 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ክትቕበል’ያ፣” ሚ./ጉ/ወጻኢ ርዋንዳ
Radio Erena: 27 November 2017 ርዋንዳ፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ኣስታት 10 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ክትቕበል ኣብ ምዝርራብ ከምዘላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሉዊስ ሙሺኪዋቦ ኣፍሊጣ። እታ ሚኒስተር፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኒው ታይም [...]
ኤርትራ፣ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ልኡኻት ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ ሃ ምፍርራሕን ናይ ቃል መጥቃዕትን ይፍጽማ ምህላወ ተወቒሰን
Radio Erena: 27 November 2017 ላዕላውይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኤርትራ እትርከበን ሰለስተ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ልኡኻት ሰብኣዊ መሰላት ወይ ሽፔሻል ራፖርቱር ንዝገብርኦ ዘለዋ ምፍርራሓታትን ዘውርድኦ ዘለዋ [...]
ሕቡራት ሃገራት ብዝገበሮ ምወላ ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ቁሸት ዓጀርበብ ዝርከባ 368 ስድራቤታት ጸሓያዊ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ረኺበን
Radio Erena: 27 November 2017 ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ቁሸት ዓጀርበብ ዝርከባ 368 ስድራቤታት፣ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበሮ ምወላ ጸሓያዊ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪሲቲ ከምዝረኸባ ቤት ጽሕፈት ወኪል ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት [...]
ሱዳን፣ ሱ 35 ዝዓይነተን ዝተራቐቓ ነፍርቲ ውግእ ካብ ሩስያ ትሽምት
Radio Erena: 27 November 2017 ሱዳን፣ ሱ-35 ዝዓይነተን ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ካብ ሩስያ ክትሽምት ምዃና ሓደ ካብ ኣገልግሎት ዜናታት ሩስያ፣ ሪያ ኖቮጺ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ንመግለጺ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ’ቲ ኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ መሸጣ ደቂ ሰብ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ክካየድ ትጠልብ
Radio Erena: 24 November 2017 ፈረንሳ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ መሸጣ ደቂ ሰብ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክካየድ ጠሊባ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ነቲ ዝሓለፈ ቅንያ [...]
ኤርትራ ተሳታፊት ኣባል ባንክ ሰደድን እታውን ኣፍሪቃ ኮይና
Radio Erena: 23 November 2017 ኤርትራ፣ መበል 48 ተሳታፊት ኣባል ባንክ ሰደድን እታውን ኣፍሪቃ ኮይና። እቲ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ዝመደበሩ ባንክ ብ21 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኤርትራ ተሳታፊት ኣባል ንኽትከው [...]
ነቭሰን፣ ኣብ ካናዳ ዝተመስረተሉ ክሲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዘቕረቦ ጥርዓን ተነጺጉ
Radio Erena: 22 November 2017 ኣብ ቢሻ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ኣብ ካናዳ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ብኤርትራውያን ንዝቐረበሉ ክሲ ናብ ቤት ፍርዲ ኤርትራ ክሰጋገር ዘቕረቦ ጥርዓን ተነጺጉ። ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ [...]
እስራኤል፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ርዋንዳ ክኸዱ ትደፋፍእ
Radio Erena: 22 November 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ርዋንዳ ክኸዱ ይደፋፍእ ምህላዉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ነቶም [...]
ብዘይካ ኤርትራ ኩለን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ሱዳን ይካየድ
Radio Erena: 22 November 2017 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ሱዳን ይካየድ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብድሉው ሓይሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝፍለጥ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራት ዝሓቖፈ ሰራ [...]