Category: ዜና ኤርትራ

1 311 312 313 314 315 632 3130 / 6319
ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 June 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ዓመታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበኣሰ ይቕጽል ከምዘሎ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት ሸይላ ኪታሩት ሓቢራ። ንሳ ኣብ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪርን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን ኣብ ካርቱም ካልኣይ ርክብ ኣካይዶም

ፕረዚደንት ሳልቫኪርን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን ኣብ ካርቱም ካልኣይ ርክብ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 June 2018 ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየድዎ ዝርርብ ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ዘይክኣሉ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን ኣብ ካርቱም ካልኣይ ርክብ ኣካይዶም። ኣብ [...]
ብሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ብሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

Radio Erena: 26 June 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ዘተ ሰላምን ምሕንጻጽ ዶብን ፈላም ዘተ ንምክያድ ሎሚ 26 ሰነ ና [...]
“ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ፣” ኣፈኛ ሚ/ጉ ወጻኢ ኢትዮጵያ

“ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ’ዩ፣” ኣፈኛ ሚ/ጉ ወጻኢ ኢትዮጵያ

Radio Erena: 25 June 2018 ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዛዕባ'ቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቐረበ ናይ ሰላም እማመ ንምዝርራብ ጽባሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ምዃኑ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ልኡኽ፣ ኣብ [...]
ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ምቕባል ኣብ ልዕሊ ዝኣብያ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ ናይ ቁጠባ እገዳ ክትግበር ትጽውዕ

ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ምቕባል ኣብ ልዕሊ ዝኣብያ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ ናይ ቁጠባ እገዳ ክትግበር ትጽውዕ

Radio Erena: 25 June 2018 ፕረዚደንት እታ ሃገር ኢማኑዌል ማክሮን፣ ስደተኛታት ምቕባል ኣብ ልዕሊ ዝኣብያ ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ ናይ ቁጠባ እገዳ ክትግበር ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝጸውዐ፣ ኢጣልያ፣ ኣስታት 200 ስደተ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

Radio Erena: 23 June 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ሎሚ ቀዳም 23 ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ኣብቲ መጥቃዕቲ ሓያሎ ሰባት ክቕትሉ እ [...]
UPDATED:ማሕበረ ሰብ ዓለም፣ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሰላም ዘርእይዎ ዘለው ምቕርራብ ይምጕስ

UPDATED:ማሕበረ ሰብ ዓለም፣ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሰላም ዘርእይዎ ዘለው ምቕርራብ ይምጕስ

Radio Erena: 22 June 2018 ኣመሪካ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሕቡራት ሃገራት፣ ሕብረት ኣፍሪቃን ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ንተበግሶ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ይምጉሳ ኣለዋ። በዚ መሰረት፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ቀ/ሚ ኣብይ፣ ፕረዚደንት ኤርትራ ንጻውዒት ሰላም እወታዊ ምላሽ ምሃቡ ከምዘሐጎሶ ገሊጹ

ቀ/ሚ ኣብይ፣ ፕረዚደንት ኤርትራ ንጻውዒት ሰላም እወታዊ ምላሽ ምሃቡ ከምዘሐጎሶ ገሊጹ

Radio Erena: 22 June 2018 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ንጻውዒት ሰላም ኢትዮጵያ ብእወታ ምቕባሉ ከምዘሐጎሶ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ገሊጹ። [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳንን ተቓዋሚኡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካይዶም

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳንን ተቓዋሚኡን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ርክብ ኣካይዶም

Radio Erena: 22 June 2018 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን ትማሊ 20 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም። እቶም ንመስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ክዕንቕፉ ከምዝጸንሑ ዝተገልጹ ክቲኦም [...]
ኣመሪካ፣ ካብ ኣባልነት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ስሒባ

ኣመሪካ፣ ካብ ኣባልነት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ስሒባ

Radio Erena: 22 June 2018 ኣመሪካ፣ ካብ ኣባልነት ባይቶ ሰብኣዊ መሰላተ ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ። ቀዋሚት ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኒኪ ሃለይ ብዛዕባ'ቲ ውሳኔ ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ እቲ ባይቶ ፓለቲካዊ [...]
1 311 312 313 314 315 632 3130 / 6319