Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ ዝተኣስሩ 10ታት ኣመንቲ ምስልምና ብዋሕስ ተፈቲሖም
Radio Erena: 13 August 2018 ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ ተገፊፎም፣ ኣብ ሓሽፈራይ ተኣስሮም ካብ ዝጸንሑ ኣስታት 400 ኤርትራውያን እመንቲ ምስልምና፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ 10ታት ካብኣቶም ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ሶማል ዝተዋፈራ ኩባንያታት ዕደና ነዳዲ፣ ንጥፈታተን ደው ከምዘበላ ተገሊጹ
Radio Erena: 13 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሶማል ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ጸጥታዊ ሓደጋታት፣ ኣብቲ ዞባ ዝተዋፈራ ኩባንያታት ዕደና ነዳዲ፣ ንጥፈታተን ደው ኣቢለን ከምዘለዋ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ማዕከን ዜ [...]
ጀርመን፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ንምሕጋዝ 32 ሚልዮን ዶላር ሰሊዓ
Radio Erena: 13 August 2018 መንግስታት ጀርመንን ሱዳንን፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ንዝርከቡ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ዝውዕል ናይ 32 ሚልዮን ዶላር ናይ ሓገዝ ስምምዕ ከቲመን። እቲ 30 ሚልዮን ብመንግስቲ ጀርመን ዝተመወለ ክኸውን [...]
ሕ/ኢ/ዓረብ ካብ ወደብ ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ናይ ነዳዲ ሻምብቆ ንምዝርጋሕ ውጥን ተዳሉ
Radio Erena: 10 August 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ ወደብ ዓሰብ ተበጊሱ ናብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝኣቱ ናይ ነዳዲ ሻምብቖታት ንምዝርጋሕ መዲባ ከምዘላ ምዃኑ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን። እተን ማዕከናት ዜና ነዚ ዝ [...]
ኤውሮጳ፣ ዑቕባ ካብ ዝተዋህቡ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዑ
Radio Erena: 10 August 2018 ኣብዘን ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ዑቕባ ካብ ዝተዋህቡ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከምዝተሰርዐ ቤት ጽሕፈት ድጋፍ ስደተኛታት ኤውሮጳ ኣፍሊጡ። [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንተቓወምቲ እታ ሃገር ምሕረት ኣዊጁ
Radio Erena: 10 August 2018 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ፣ ሬክ ማቻር ንዝርከቦም ኩሎም ተቓወምቲ ምሕረት ከምዝኣወጀ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ፕረዚደንት፣ ነዚ ናይ ምሕረት ኣዋጅ፣ [...]
ሚ/ጉ/ወ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ድሕሪ ምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ
Radio Erena: 09 August 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ዓድል ኣል ጁቤር፣ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ምዝታይ፣ ሎሚ ሓሙስ 9 ነሓሰ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ። እቲ ሚኒስተር ብ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ተዘራሪበን
Radio Erena: 08 August 2018 ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብ5 ነሓሰ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ፣ ምስ ምክትል ፕረዚደንት ሱዳን ሓሰቦ ዓብ [...]
ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ 10 ጀላቡን ክልተ መራኽብን ንሊብያ ትህብ
Radio Erena: 08 August 2018 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ብማእከላይ ባሕሪ ንዘጋጥም ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ 10 ጀላቡን ክልተ መራኽን ንሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብሓገዝ ክህብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
ጃፓን፣ ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ንምዃን ናይ ኤርትራ ደገፍ ትሓትት
Radio Erena: 08 August 2018 ሚኒስተር ዴ'ታ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ማሳሂሳ ሳቶ ኣብ ኤርትራ ምብጽሕ ኣካይዱ። ዕላማ ዑደት እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ጃፓን ንዝመጽእ ዓመት ዘይቀዋ [...]