ጃፓን፣ ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ንምዃን ናይ ኤርትራ ደገፍ ትሓትት

ጃፓን፣ ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ንምዃን ናይ ኤርትራ ደገፍ ትሓትት

Radio Erena: 08 August 2018

Japan state ministerሚኒስተር ዴ’ታ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ጃፓን ማሳሂሳ ሳቶ ኣብ ኤርትራ ምብጽሕ ኣካይዱ።

ዕላማ ዑደት እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ ጃፓን ንዝመጽእ ዓመት ዘይቀዋሚት ኣባል ባይቶ ጸጥታ ንምዃን ዘቕረበቶ ጠለብ ደገፍ ኤርትራ ንምርካብ’ዩ።

ብዘይካ’ዚ እቲ ጃፓናዊ በዓል ስልጣን ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ምብጻሕ ዝመጽእ ዓመት ንዝካየድ መበል ሻብዓይ ቶክዮ ኣህጉራዊ ዋዕላ ንልምዓት ኣፍሪቃ (TICAD ) ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዘራሪቡ።

=======================

COMMENTS

WORDPRESS: 0