Category: ዜና ኤርትራ
ኢትዮጵያ፣ ምስ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር ተታሒዞም ዝጸንሑ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት ተፈቲሖም
Radio Erena: 19 October 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝርአ ናዕብን ዕግርግርን ተሳቲፎም ዝተባህሉ ልዕሊ ሓደ ሽሕ መንእሰያት፣ ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ተኣስሮም ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብ18 ጥቅምቲ ከ [...]
ቱርኪ ኣብ ጅቡቲ ዲጋ ትሃንጽ
Radio Erena: 19 October 2018 መንግስቲ ቱርኪ፣ ንጅቡቲ ብሓገዝ ዲጋ ይሃንጸላ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ፍርቂ ዕማሙ ተሳሊጡ ከምዘሎ ዝገለጾ ዲጋ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ዝስተ ማይን ሕርሻን ዝህልዎ ኣገልግሎታት፣ ንከተማ ጅቡቲ ካብ [...]
ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 19 October 2018 ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። እዚ ዝሕበር ዘሎ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ኣብ ሩስያ ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ዛዚሙ ድሕሪ ምምላሱ'ዩ። [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ሶማል በጺሖም
Radio Erena: 18 October 2018 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ሶማል በጺሖም። ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን፣ ብሮቡዕ 17 ጥቅምቲ ናብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝኣተውሉ፣ መዘንኦም ኣሕመድ ዒሰ [...]
ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኬንያ ኣትዮም ዝተባህሉ 109 ኤርትራውያን ተኸሲሶም
Radio Erena: 17 October 2018 መንግስቲ ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣትዮም ንዝበሎም 109 ኤርትራውያን ኣብ ፍርዲ ከምዘቕረበ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም ኤርትራውያን፣ ብሰኑይ 15 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኢስዮሎ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብብዝሒ ደቂንስትዮ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ምስ ስጳኛ፣ ፈረንሳን ካናዳን ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ
Radio Erena: 17 October 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ስልጣን ናይቶም ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተመዘዙ 10 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 20 ኣባላት ካቢኒ ሚኒስተራት ኣጽዲቑ። ትማሊ ሰሉስ 16 ጥቅምቲ ዝተጋብአ ባይቶ ወከል [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ምህናጽ መደበር ኑክሌር ሃገሩ ንምቕልጣፍ ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ይዝቲ
Radio Erena: 17 October 2018 ግብጺ፣ ኣብ ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ክትሃንጾ መዲባ ዘሎ መደብር ኑክሌሳዊ ጸዓት ንምቕልጣፍ ዝዓለመ ርክብ ፕረዚደንታት ግብጽን ሩስያን ተኻይዱ። ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ፣ ኣብ ሩስያ ኣብ ዘካየዶ [...]
ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ብሰንኪ ተራእዩ ዘሎ ሕማም ቺኩንግያ ሰባት ይሞቱ ከምዘለዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 October 2018 ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ተራእዩ ዘሎ ሕማም ቺኩንግያ ካብ ክልቲኡ ወገን ሰባት ይሞቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ብወገን ኤርትራ ኣብ ከባቢታት ኣርባዕታ ዓሸር፣ ታላታ [...]
ካብ ትግራይ ዝኣቱ ዘሎ ባኒ፣ ኣብ ኤርትራን ንሓያሎ ዓመታት ንዝጸንሐ ዋሕዲ ብመጠኑ ፈቲሑ
Radio Erena: 15 October 2018 ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ምኽፋቱ፣ ኣብ ኤርትራ ንሓያሎ ዓመታት ዝጸንሐ ዋሕዲ ከም ባኒ ናይ ዝኣመሰለ መሰረታዊ መግብታት ብመጠኑ ፈቲሕዎ ኣሎ። ዶባት ካብ ዝኽፈት፣ ከም ባኒ ፓስታ፣ እንቋቁሖ [...]
ወሰኽ ደሞዝ ንምጥላብ፣ ናብ ቤት መንግስቲ ንዝኸዱ ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ደፋፊእኩም ዝተባህሉ ሰባት ይእሰሩ
Radio Erena: 15 October 2018 ኣስታት 200 ዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ናይ ደሞዝ ወሰኽ ንምጥላብ ናብ ቤት መንግስቲ ንክኸዱ ዝደፋፍኡ ኣልት እባ ትሕቲ ቁጽጽር ይኣትዉ ከምዘለዉ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገ [...]