Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት፣ መሰል ሃይማኖታት ኣብ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ ከምዘሎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ
Radio Erena: 13 December 2018 ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት፣ መሰል ሃይማኖታት ኣብ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ ኩነታት ከምዘሎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ብሰሉስ 11 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ክፍሊ፣ ም [...]
መበል 70 ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ
Radio Erena: 12 December 2018 10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ንመበል 70 ዓመቱ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ኣብ 1948 ዝተኸተመ ሓፈሻዊ ውዕላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ብልዕሊ 500 ቋንቋታት ተተርጕሙ ኣሎ። ይኹን [...]
ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ንፕረዚደንት ካብ ስልጣን ንምእላይ ዘቕረብዎ እማመ ደገፍ ኣይረኸበን
Radio Erena: 12 December 2018 ኣባላት ባይቶ ሶማል፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ካብስልጣኑ ክእለ ዘቕረብዎ እማመ፣ ደገፍ ከምዘይረኸበ ተገሊጹ። ካብቶም ኣቐዲሞም ነቲ እማመ ዘቕረቡ 92 ኣባላት ባይቶ ሶማል እቶም 14 ስለዝሓቡ [...]
የመን፣ ሑቲን መንግስትን ኣብ ጉዳይ ወደብ ሖደይዳ ምስምማዕ ይስእኑ
Radio Erena: 12 December 2018 ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም የመን፣ ሑቲን ብሃገራት ዓረብ ዝድገፍ መንግስቲን ኣብ ጉዳ'ታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ከምዘይክኣሉ ተሓቢሩ። ማእከ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስጢራዊ ስምምዓት ምኽታሙ፣ ኣባላት ባይቶ ካብ ስልጣኑ ክእለ ጸዊዖም
Radio Erena: 10 December 2018 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላ ፋርማጆ፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስጢራዊ ስምምዓት ምክያዱ፣ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ እማመ ብሰንበት 9 ታሕሳስ ኣቕ [...]
ኢጣልያ፣ 1.6 ሚልዮን ኤውሮ ዝግመት ረዲኤት ንኤርትራ ከተበርክት’ያ
Radio Erena: 10 December 2018 መንግስቲ ኢጣልያ፣ 1.6 ሚልዮን ዝግመት ረዲኤት ንኤርትራ ክህብ ምዃኑ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ ነዚ ዝገለጸ፣ ብምክትል ሚኒስተር ናይቲ ሚኒስትሪ ኢማኑኤላ ደል ረ ዝምራሕ ል [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ሓሙሽተ ሰበ ስልጣን ሞይቶም
Radio Erena: 10 December 2018 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ሄሊኮፕተር፣ ኣመሓዳሪ ናይቲ ዞባ ሙርቓኒ ሳልሕን፣ ኣዘዚ ፖሊስ ናይቲ ዞባን ሚኒስተር ሕርሻን ዝርከብዎም ሓሙሽተ ሰበ ስልጣን ከምዝሞቱ ኣገ [...]
ፕረዚደንታት ሱዳንን ጂቡቲን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካዪዱ
Radio Erena: 09 December 2018 ፕረዚደንታት ሱዳንን ጂቡቲን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዝገበረሎም ዕድመ መሰረት፣ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም። ፕረዚደንታት ዑመር ኣልበሽርን፣ ኢስማዒል ዑመር ገለን ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝኣተዉ [...]
“ፕረዚደንት ገለ፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ’ዩ፣” ሚ/ጉ/ ወጻኢ ጅቡቲ
Radio Erena: 07 December 2018 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብዚ ቀረባ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ መደብ ከምዘሎ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር መሓመድ ዓሊ ዮሱፍ ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ፣ ብምኽንያት ኣብ ጅቡቲ [...]
ሱዳንን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
Radio Erena: 07 December 2018 ሱዳንን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ብሰሉስ 4 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ክልትኤን ሃገራት ነዚ ዘተ ዘካየዳ፣ ኣዛዚ ሓባ [...]