Category: ዜና ኤርትራ

1 261 262 263 264 265 632 2630 / 6312
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ግዒዞም

Radio Erena: 31 May 2019 ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 140 ሓተቲ ዑቕባ፣ ብ30 ግንቦት ናብ ኢጣልያ ግዒዞም። እዞም ቆልዑን ደቀንስትዮን ዝርከብኦም ሓተቲ ዑቕባ [...]
ኣመሪካ፣ ንኤርትራ ካብ መዝገብ ኣንጻር ሽበራ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ሰሪዛታ

ኣመሪካ፣ ንኤርትራ ካብ መዝገብ ኣንጻር ሽበራ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ሰሪዛታ

Radio Erena: 29 May 2019 ኣመሪካ፣ ንኤርትራ፣ ካብ መዝገብ ናይቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ከምዝሰረዘታ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እታ ሃገር፣ ንኤርትራ ካብዚ መዝገብ እዚ ትስር [...]
ኬንያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ክምለሳ፣ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ኬንያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ክምለሳ፣ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 28 May 2019 ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ብዘይሕጊ ናብታ ሃገር ዝኣተዋየን ንዝበለን ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናብ ሃገርን ክምለሳ ከምዝወሰነ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ሓቢሩ። ፖሊስ ኬንያ፣ ደቂንስትዮ ዝርከብኦ [...]
ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ዝተፈላለየ ጠለባት ካብ ወገን ኤርትራ ዛጊት መልሲ ከምዘይተዋህቦ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ዝተፈላለየ ጠለባት ካብ ወገን ኤርትራ ዛጊት መልሲ ከምዘይተዋህቦ ተሓቢሩ

Radio Erena: 28 May 2019   መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ምኽፋት ዶባት፣ ኣጠቓቕማ ወደባት፣ ጉዳይ መንበሪ ፍቓድ ዜጋታት ክልትኤን ሃገራትን ካልእን ዘጠቓለለ ጉዳያት ብዝምልከት ናብ ኤርትራ ዘቕረበቶ [...]
ፕረዚደንት ገለ፣ ሳላ ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ኤርትራን ጅቡቲን፣ ብምምልካት ዶባት ክዛዘም ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ

ፕረዚደንት ገለ፣ ሳላ ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ኤርትራን ጅቡቲን፣ ብምምልካት ዶባት ክዛዘም ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ

Radio Erena: 27 May 2019 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ሳላ ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ኤርትራን ጅቡቲን፣ ብምምልካት ዶባት ኣብ ናይ መወዳእታ ዕርቂ ክበጽሕ ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ። እቲ ፕ [...]
ኤርትራ፣ ማዕበል ‘ይኣክል’ ብሓድሽ መንፈስ ይቕጽል

ኤርትራ፣ ማዕበል ‘ይኣክል’ ብሓድሽ መንፈስ ይቕጽል

Radio Erena: 26 May 2019 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዘካዪዱዎ ዘለዉ ናይ ‘ይኣክል’ ጻውዒት፣ ተቐማጦ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ከምኡ’ውን ሽወደን ኣብዚ ሳልስቲ ብእኩ [...]
ኤርትራ፣ ‘ንለውጢ ኣይንህወኽን ኢና’ ፕ.ኢሰያስ; ‘ይኣክል፣ ብባዶ መብጽዓ ኣይንታለልን’ ህዝቢ ኤርትራ

ኤርትራ፣ ‘ንለውጢ ኣይንህወኽን ኢና’ ፕ.ኢሰያስ; ‘ይኣክል፣ ብባዶ መብጽዓ ኣይንታለልን’ ህዝቢ ኤርትራ

Radio Erena: 26 May 2019 መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ክልተ ደምበታት ብምዃን ጸምቢሎማ። ብፍላይ’ቶም ኣብ ደምበ ደለይቲ ፍትሒን ደሞክራስያዊ ለውጢን ዝርከቡ ኤርትራውያን [...]
“ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት’ያ ትርከብ፣” IMF

“ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት’ያ ትርከብ፣” IMF

Radio Erena: 24 May 2019 ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣህጉራዊ ተነጽሎ፣ ኣብ ሕማቕ ቁጠባዊ ኩነታት ከምእትርከብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF) ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል ነዚ ዝገለጸ፣ ሓደ ጉጅለ ልኡኽ [...]
24 ግንቦት፣ ለውጢ ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ

24 ግንቦት፣ ለውጢ ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ

Radio Erena: 23 May 2019 መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ምንጋስ ፍትሒን ደሞክራስያዊ ለውጥን ብዝጠልብ ሓያል ምንቅስቓስ ትጽንበል ኣላ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ብዝርከቡ ኤርትራውያን ዝተበጋገሰ ናይ "ይ [...]
ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

ኤርትራ፣ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ መዓልቲ ናጽነት፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ቀንየን

Radio Erena: 23 May 2019 ዓርቢ 24 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ክልተ ሄሊኮፕተራት ዝርከብአን ሽዱሽተ ነፈርቲ ውግእ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ምርኢት ከቕርባ ኣብ ልምምድ ከምዝቐነያ ምንጭታት ሬድ [...]
1 261 262 263 264 265 632 2630 / 6312