Category: ዜና ኤርትራ
The Lessons of September
Radio Erena: 10 September 2021
September has a revered place in the Eritrean calendar. On its first day in 1961, the iconic figure Hamid Awate [...]
“ኤርትራ፣ 57% ካብ ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ የለውን።” Save the Children
Radio Erena: 10 September 2021
ኣብ ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፣ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ ቆልዑ፣ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ከምዘሎ፣ Save the Children ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘዳለዎ ጸብጻብ ገሊጹ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 09-09-21
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር፣ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ ኣዘራሪቡ።
እቲ ጀነራል፣ ነቲ ኣምባሳደር ብ6 መስከ [...]
ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 08 September 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ንዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዓጽዎ ከምዝኽእል ዝሓለፈ ሰሙን ናብቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዝልኣኾ ደብዳቤ ምግላጹ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓ [...]
ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም
Radio Erena: 08 September 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮበለን፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ብጉዳይ እታ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐቲላ ዝተረኽበት፣ ኢክራን ታሕሊል ፋራሕ ዝተባህለት ኣባል ስለያ እ [...]
ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም
ኣብ ቅድድም ብሽክለታን ጉያ እግሪን ዝነጥፉ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም።
በዚ መሰረት፣ ምስ ቤልጂማዊት ክለብ ዝወዳደር ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ ብ3 መስከረም ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተ [...]
ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ሶማል ተቐቲላ ተረኺባ
Radio Erena: 06 September 2021
ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል መንነቶም ብዘይተፍልጡ ሰባት ተቐቲላ።
እታ ኢክራን ታሕሊል ፋራ [...]
ትግራይ፣ ሰብኣዊ ቅልውላው ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ
Radio Erena: 06 September 2021
ኣብ ትግራይን ጎረባብቲ ክልላት ዓፈርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ህጹጽ ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ኣብ ግዜኡ ንኸይበጽሖ ዕንቅፋት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
እቲ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ከጋጥመን ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 September 2021
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓደጋ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ከጋጥመን ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ምክልኻል ሰብኣዊ ቅልውላው ብዓርቢ 3 መስከረም ኣብ ዘው [...]
ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ
Radio Erena: 03 September 2021
ኣመሪካ፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ዝፍትሓሉ፣ ምቑራጽ ተዅሲ ዝትግበረሉን ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይመሰናኽል ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ። [...]