Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 97 98 99 100 101 385 990 / 3845
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ምሟቶም ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 01 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ብዝተኸስተ ሕማም ኮሌራ፣ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ብ 28 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተላባዒ ናይ ውጽኣት ሕ [...]
ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

ሱዳንን ስዑዲ ዓረብን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: 30 November 2022 ሓይልታት ባሕሪ ሱዳንን ስዑዲ ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ከምዘለዋ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ ሓቢሩ። እቲ 'ፋልክ 5' (Fulk 5) ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ል [...]
ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

ሱዳን፣ ኣብ 8 ኣዋርሕ፣ ኣስታት ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ነዳዲ ናብ መጻርዩኣ ከምዝኣለየት ደቡብ ሱዳን ወቒሳ

Radio Erena: 29 November 2022 ካብ ደቡብ ሱዳን ብሻምብቖታት ኣቢሉ ብመንገዲ ሱዳን ናብ ዕዳጋ ዓለም ክቕረብ ካብ ዝተላእከ ነዳዲ፣ እቲ 446 ሚልዮን ዶላር ዝግመት፣ ናብ መጻርዩ እታ ሃገር ከምዝተኣልየ መንግስቲ [...]
ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

ኣልሸባብ፣ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝዓርፍሉ ሆቴል ብዘካየዶ መጥቓዕቲ፣ ኣኼባ ባይቶ ክሰጋገር ተገዲዱ

Radio Erena: 29 November 2022 ኣልሸባብ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሹ፣ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ንዝርከብ፣ ሰበ ስልጣን ዝዓርፍሉ ሆቴል ከምዘጥቅዐ ኣካላት ጸጥታ እታ ሃገር ንማዕከናት ዜና ኣረጋጊጾም። ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ [...]
ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ንሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን ዝውዕል 125 ሽሕ ቶን ስርናይ ብረዲኤት ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 28 November 2022 ምስ ሩስያ ኣብ ኵናት እትርከብ ዩክሬይን፣ ሱዳን፣ ኬንያን ናይጀርያን፣ 125 ሽሕ ቶን ስርናይ፣ ብረዲኤት ክትልግስ ምዃና ኣፍሊጣ። ካቢነ ሚኒስተራት ዩክሬይን፣ ብ24 ሕዳር ኣ [...]
ን43 ዓመታት ንኤኳቶርያል ጊኒ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክቕጽል’ዩ

ን43 ዓመታት ንኤኳቶርያል ጊኒ ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክቕጽል’ዩ

Radio Erena: 28 November 2022 ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት፣ ንዘነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቴዶር ኦብያንግ ንግዌማ ባሳጎ፣ ብሰንበት 20 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ትግባረ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ዝከታተል ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ መቐለ ክዋፈር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ትግባረ ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲ ዝከታተል ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ መቐለ ክዋፈር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 November 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ደማዊ ኵናት ደው ንምባልን ብፖለቲካዊ ዘተ ንምቕጻሉን ኣብ 02 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ትግባረ [...]
‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’:  ኦባሳንጆ

‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’: ኦባሳንጆ

Sunday,, 27 November 2022 ‘ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ንመስርሕ ሰላም ዕንቅፋት ክኸውን ይኽእል እዩ’ ክብል ኣብቲ ዞባ ዑደት ዘካየደ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ነቲ ልኡኽ ዝመርሐ ኦሊሰ [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ካብቲ ምስ ዕጡቓት ሓይልታት እታ ሃገር ከካዪዶ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ስሒቡ

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ካብቲ ምስ ዕጡቓት ሓይልታት እታ ሃገር ከካዪዶ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ስሒቡ

Sunday, 27 November 2022 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ካብቲ ምስ ዕጡቓት ሓይልታት እታ ሃገር ከካዪዶ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ከምዝሰሓበ ኣፍሊጡ። እቲ ካብ 2018 ዓመተ ምህረት ኣትሒዙ ክቕጽል ክቋረጽ ዝጸንሐ ዘተ ሰላም፣ ኣብ [...]
ሶማል፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተቐቲሉ

ሶማል፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ተቐቲሉ

Sunday, 27 November 2022 መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ናይታ ሃገር መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። [...]
1 97 98 99 100 101 385 990 / 3845