Category: ኣህጉራዊ ዜና
ደቡብ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ናብ ዘሎ ግጭት ኮንጎ 750 ወትሃደራት ልኢኻ
Radio Erena: 02 January 2023
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ፣ ብሰራዊት ኮንጎ፣ ኬንያ፣ ኡጋንዳን ብሩንዲን ንዝ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ: ፕረዚደንት ሶማል ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ኣብ ሞቛድሹ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 30 December 2022
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ፕረዚደንት፣ ሶማላዊ መዘንኡ ማሕሙድ ሸኽ ሓሰን ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም
Radio Erena: 29 December 2022
ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣልሸባብ፣ ንዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 29 December 2022
ኣል ሸባብ፣ ንነዊሕ ዓመታት ሒዝዎም ዝጸንሐ 14 ኢራናውያን ገፍፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ኢራናውያን ናብ ዓዶም ክፋነዉ ዝኸኣሉ፣ ኣብ መንጎ መን [...]
ግብጺ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኢድ ከይተእቱ፣ ሓይልታት ሑቲ ኣጠንቂቖም
Radio Erena: 27 December 2022
ግብጺ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኢድ ከይተእቱ፣ ሓይልታት ሑቲ ኣጠንቂቖም።
ምኽትል ሚኒስተር ሑቲ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ግብጺ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ካብ ሕቡራት መን [...]
ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ
Radio Erena: 27 December 2022
ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ።
እቲ ብኣፈኛ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ዝመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣማኻሪ ጸጥታ ቀዳማይ ሚኒስ [...]
ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ
Radio Erena: 26 December 2022
ፕረዚደንት ደሴታት ኮሞሮስ፣ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣቦ ወንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ክርከብ እዩ።
ነቲ ናይ ኣቦ ወንበርነት ስልጣን ንምውድዳር ሕጹያት ኮይኖም ቀሪቦም ዝነበሩ መራሕ [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ 11 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 26 December 2022
ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ መንጎ ቀቢላታት ብዝተወለዐ ግጭት፣ ብዉሑዱ 11 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ወግዓዊ ማዕከን ዜና መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ዜና ሱና፣ ነቲ [...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ
Radio Erena: 25 December 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
እቲ ሕብረት ብ [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር
Radio Erena: 25 December 2022
ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ።
እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]