Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 59 60 61 62 63 385 610 / 3849
ሶማል፣ 30 ተሳፈርቲ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ነፈሪት፣ ኣብ ከባቢ ሞቛድሹ ኣብ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ወዲቃ

ሶማል፣ 30 ተሳፈርቲ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ነፈሪት፣ ኣብ ከባቢ ሞቛድሹ ኣብ ዝርከብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ወዲቃ

Radio Erena: 12 July 2023 ኣብ ሶማል፣ 30 ተሳፈርቲ ጽዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ሞቛድሹ ኣብ ዝርከብ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ዓደን ዓደ ከምዝወደቐት ተሓቢሩ። እታ ብ11 ሓምለ ካብ ጋሮወ ና [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብአ ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝነጸገ ሰራዊት መንግስቲ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ቀጺሉ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብአ ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝነጸገ ሰራዊት መንግስቲ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ቀጺሉ

Radio Erena: 12 July 2023 ኣብ ጉዳይ ሱዳን ብምትኳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተጋብአ ፍሉይ ዋዕላ ዝነጸገ፣ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲ፣ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ፈጣን ሓይልታት ናይ ነፈርቲ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንምዝታይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንምዝታይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

Radio Erena: Tuesday, 11 July 2023 መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ንምዝታይ፣ ትማሊ ሰኑይ 10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም። መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣ [...]
ኣብ የመን ተዓጊታ ዝጸንሐት መርከብ ናይ ምእላይ መስርሕ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

ኣብ የመን ተዓጊታ ዝጸንሐት መርከብ ናይ ምእላይ መስርሕ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

Radio Erena: Monday, 10 July 2023 ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ክሊ ባሕሪ የመን፣ ን10ዓመታት ኣብ ሰንፈላል ዝጸንሐት 'FSO Safer' ዝተባህለት መርከብ ንምእላይ ዝጀመሮ ተበግሶ፡ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከም ዘሎ ሕቡራት [...]
ሶማል፣ ብርክት ዝበለ መዓስከራት ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መንግስቲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

ሶማል፣ ብርክት ዝበለ መዓስከራት ኣልሸባብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መንግስቲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 10 July 2023 ኮማንዶ ኣባላት ሰራዊት ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፡ ብርክት ዝበለ ናይ ኣልሸባብ መዓስከራት ከም ዝተቖጻጸሩ ተሓቢሩ። ኣብ ቱርኪ ከም ዝሰልጠኑ ዝንገረሎም 'ጎሮር' ዝተባህ [...]
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ምስ ናይጀርያዊ ኩባንያ ሰሜንቶ ዳንጎተ ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዕዳ ተለዋዊጡ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ምስ ናይጀርያዊ ኩባንያ ሰሜንቶ ዳንጎተ ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዕዳ ተለዋዊጡ

Radio Erena: Monday, 10 July 2023 መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጀርያ ብሰንኪ ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ተዓጊትዎ ዝጸንሐ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር፡ ምስቲ ኣብ ተመስሳሊ ጸገም ገንዘቡ ኣብ ኢትዮጵያ ተታሒዙ [...]
ኢትዮጵያ፤ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ከምእትቕጽል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ፤ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ከምእትቕጽል፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: Sunday, 09 July 2023 ኢትዮጵያ ራብዓይ ደረጃ ምምላእ ማይ ዲጋ ህዳሴ ኣብ እተፍልጠሉ ዘላ እዋን፣ ምስ ሱዳንን ግብጽን ዝተጀመረ ዝርርብ ክቕጽል ትጽቢት ከምዘለዎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Sunday, 09 July 2023 ሱዳን ናብ ምሉእ ወተሃደራዊ ዕንወት ከይተምርሕ ኣብ ዝስጋኣሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማ ኡምዱርማን ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ 22 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ሚኒስ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ምክትሉን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ምክትሉን ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 06 July 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም፣ ሓደ ኣዛዚ ፖሊስ ምስ ምክትሉ ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣዛዚ ፖሊስ ከባቢ ደጀን፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Thursday, 06 July 2023 ሱዳን፣ ካብ ሩስያ ነፈርቲ ኵናት ክትሽምት ከምእትደሊ፣ ናብ ሩስያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዘካየደ፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣጋር ገሊጹ። ንሱ፣ ካብ 29 ሰ [...]
1 59 60 61 62 63 385 610 / 3849