Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 51 52 53 54 55 385 530 / 3849
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ

Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ብዝተኻየደ ኵናት ንዝወደረ ዕንውት ንምሕዋይ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ። ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር፣ ኣቶ ኣሕመድ ሺዴ ን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንወደብ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልውቲ ምህላዋ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ንወደብ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልውቲ ምህላዋ ገሊጻ

Radio Erena: MOnday, 21 August 2023 ኢትዮጵያ፣ ንውደቡ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልየት ከምዘለዋ ገሊጻ። ዘ ስታር ዝተባህለት ጋዜጣ ኬንያ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ወደብ ክትጥቀም ድሌት ከምዘ [...]
ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ተኸሲሶም

ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ተኸሲሶም

Radio Erena: MOnday, 21 August 2023 ኣብ ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ከምዝተኸሰሱ፣ ኣኽባር ሕጊ ከተማ ፓሪስ ኣፍሊጡ። [...]
ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ከምዝህብ ብወግዒ ኣፍሊጡ

ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ከምዝህብ ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Sunday, 20 August 2023 ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ዝተባህለ ዕጡቕ ጉጅለ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ከምዝህብ ብወግዒ ገሊጹ። ታማዙጅ፤ ሓደ ካብ'ቶም ስምምዕ ሰላም ጁባ 2020 ዝፈረሙ ውድባት [...]
”ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ”፡ ዛኑ ፒኤፍ

”ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ”፡ ዛኑ ፒኤፍ

Radio Erena: Sunday, 20 August 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፤ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዚምባብወ ንምትዕንቓፍ ምትእትታው ይገብር ኣሎ፤ ክብሉ ሰበስልጣን'ታ ሃገር ንዘቕረቡዎ ክሲ፤ እቲ ሕብረት ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ሕብረት ኤው [...]
ኤኮዋስ፤ ምስቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ

ኤኮዋስ፤ ምስቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ

Radio Erena: Sunday, 20 August 2023 ላዕለዋይ ጉጀለ ልኡኽ ኤኮዋስ፤ ምስቲ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዝርከብ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ተራኺቡ። እቲ ጉጀለ ብቀዳም 19 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኒያመይ ከምዝ [...]
ጎረባብቲ ሃገራት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዝካየድ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ብልፍንቲ ክዋስኣ ዝኣተውኦ መብጽዓ ከምዘየተግበራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገር ወቒሱ

ጎረባብቲ ሃገራት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዝካየድ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ብልፍንቲ ክዋስኣ ዝኣተውኦ መብጽዓ ከምዘየተግበራ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገር ወቒሱ

Radio Erena: Friday, 18 August 2023 ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲን ኬንያን፣ ኣብቲ መንግስቲ ሶማል ኣንጻር ኣልሸባብ ዘካይዶ ካልኣይ መድረኽን ወሳኒን መጥቃዕቲ፣ ብልፍንቲ ክሳተፋ ዝኣተውኦ መብጽዓ ከምዘይተግበራ፣ ሓድሽ [...]
ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ንነዊሕ ዓመታት ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ዘትየን

ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ንነዊሕ ዓመታት ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ዘትየን

Radio Erena: Friday, 18 August 2023 ስዒዲ ዓረብን ኢራንን፣ ንነዊሕ ዓመታት ሻሕኪሩ ዝጸንሐ ዝምድነአን ንምሕዳስ ዘትየን። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ሑሴን ኣሚር ዓብልሓያን፣ ንናይ ሓደ መዓልቲ ዑደ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ዓመት ንመጀመርያ እዋን ምርጫ ፕረዚደንት ከተካይድ’ያ

ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ዓመት ንመጀመርያ እዋን ምርጫ ፕረዚደንት ከተካይድ’ያ

Radio Erena: Thursday, 17 August 2023 ኣብ 2011 ካብ ሱዳን ተፈልያ ናጽነታ ዝኣወጀት ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ዓመት፣ ንመጀመርያ እዋን ሓፈሻዊ ምርቻ ከተካይድ'ያ። ብመሰረት እቲ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ መ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ዘሎ ግጭት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ትጽዕር ከምዘላ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ዘሎ ግጭት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ትጽዕር ከምዘላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Thursday, 17 August 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ዘሎ ግጭት፣ ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን እታ [...]
1 51 52 53 54 55 385 530 / 3849