Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ሱዳን፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክርከበሉ ብዘይምኽኣሉ፣ ብክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት መንግስታት ካርቱምን ፖርትሱዳንን ከይቀውም ኣስጊኡ።
[...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር
Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ወሎ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ።
እቲ [...]
ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ
Radio Erena: Thursday, 14 September 2023
ምስቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣብ ምስሕሓብ ዝጸንሐ ፍሉይ ወኪል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርት [...]
‘ክሳብ ንዕወት ኵናት ክቕጽል’ዩ።’ ፕረዚደንት ሶማል
Radio Erena: Thursday, 14 September 2023
ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረን ወሳኒን መጥቃዕቲ ከምቲ ዝተጸበዮ ክዕወተሉ ዘይክኣለ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሃሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሕጂ'ውን ኵናት ክቕጽል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023
ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ፣ ኤል ጋራስ እብ ዝተባህለት ሓውሲ ከተማ ኣብ ዘጻወዶ ነታጕ፣ መሓመድ ያር ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ዝርቦም ሰለስተ ሰባት ከምዝተቐትሉ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም
Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023
ኣብ የመን፣ ናብ ሃገራት ወሽመት ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ስደተኛታታ፣ ንሓድሕዶም ኣብ ዘካየድዎ ባእሲን ዕግርግርን፣ ብውሕዱ 10 ካብኣቶም ከም [...]
ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ
Radio Erena: Tuesday, 12 September 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዋሕዲ ፓስፖርት ንምቕላል ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ገዚኡ።
መርበብ ዜና ኢንተሊጀንስ ብዝቐረበ ዜና መሰረት፣ [...]
ጉጅለ 20 ዝሃብተማን ዝሓየላን ሃገራት፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ሂቡ
Radio Erena: Monday, 11 September 2023
ብG20 ዝፍለጥ ምትእኽኻብ 20 ሃብታማትን ሓያላትን ሃገራት፣ ኣብ ህንዲ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ንሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ኣባልነት ከምዝሃበ ብወግዒ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ [...]
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: Monday, 11 September 2023
ሩስያ፣ ንሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ እኽሊ ሓገዝ ክትገብር ብዝኣተወቶ መብጽዓ፣ ኤርትራ 50 ሽሕ ቶን እኽሊ ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩ [...]
ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ግጭት ኣትዩ
Radio Erena: Sunday, 10 September 2023
ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ፈጣን ሓይልታት ምልሻ ዘተ ምክያዱ፤ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዘለዎ ንዕቀት እዩ ኣርእዩ፤ ክብል ወተሃደራዊ መንግስቲ'ታ ሃገር ከሲሱ።
ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ጉ [...]