Category: ኣህጉራዊ ዜና
ውልቀ መላኺ ሑሴን ሃብረ፣ ኣብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ሞይቱ
Radio Erena: 25 August 2021
ንጫድ ብሕሱም ውልቀ ምልካዊ ስርዓት ዘመሓድር ዝነበረ ፕረዚደንት ሑሴን ሃብረ፣ ኣብ ሰኔጋል ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ከምዝሞተ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ።
ሑሴን ሃብረ ብዕልዋ ካብ ስል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ
Radio Erena: 24 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ትግራይ ንኸይባጻሕ ዕንቅፋት ፈጢሩ ንዝብል ክሲ ነጺጉ።
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሓላፊት ክፍሊ ረዲኤት ሳማንታ ፓወር ብሓሙስ 19 ነ [...]
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 24 August 2021
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዶባተን ንንግዲ ክኸፍታ ኣብ ስምምዕ በጺሐን።
ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ከተማ ጁባ ኣብ ዘካየዶ ዑደት ምስ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ብምርኻብ ኣብዚ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ
Radio Erena: 23 August 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]
ሱዳን፣ ኣብ 2024 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካዪድ እያ
Radio Erena: 23 August 2021
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድሜኡ ኣብ ዘብቅዓሉ፣ ኣብ 2024 ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካዪድ ከምዝኾነት፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ገለ ካብቶም መሰጋገሪ መንግስቲ ኣቚሞም ዘለዉ ሰበስልጣናት፣ [...]

ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ናይ’ቶም ኣብ ሶማል ዝተቐትሉ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ
Radio Erena: 23 August 2021
ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ናይ’ቶም ኣብ ከተማ ጎልወይን ዝተቐትሉ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ምሉእ ሓላፍነት ወሲዱ።
ኣብ ውሽጢ’ቲ ዓቃብ ሰላም ተሓቚፎም ንመንግስቲ ሶማል ዝድ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ
Radio Erena: 22 August 2021
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብኮቪድ 19 ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ብዝሒ ናብ 7.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ።
ሺን ሁዋ ካብ ካብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ቁጽሪ ናይቶም በዚ ቫ [...]
መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ
Radio Erena: 22 August 2021
መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ኣብ ሃገሩ ክንቀሳቐሳ ዝጸንሓ ትካላትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ዓጽዩ።
ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዩጋንዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እተን በዚ ሓድሽ ሕጊ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 22 August 2021
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]
ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ
Radio Erena: 20 August 2021
ጥሩፍ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ኣብ ፑንትላንድ ህላዌኡ ንምርግጋጽ መጥቃዕታቱ እንዳሓየለ ይመጽእ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና መልኪቱ።
ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሶማል፣ ብረቡዕ 19 ነሓሰ ለይቲ ብዝፈነ [...]